ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዝዳንት ጅቡቲ እስማኤል ኦማር ጊሌህ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ጅቡቲ እስማኤል ኦማር ጊሌህ ኣብ ስነ-ስርዓት ምጥያሽ ሓዱሽ መንግስቲ ንምክፋል ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሞሃመድ ኣብዱላሂ ፋርማጆ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሞሃመድ ኣብዱላሂ ፋርማጆ ኣብ ስነ-ስርዓት ምጥያሽ ሓዱሽ መንግስቲ ንምክፋል ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብህዝቢ ዝተመረፀ መንግስቲ ምግልጋል ሓጋዊ ጥራሕ ዘይኮነስ ንህዝበ ውሳነ ተገዛኢ ምዃን ዘርዚ እውን ኢዩ – ሚኒስትር ምክልኻል Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መሰከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብህዝቢ ዝተመረፀ መንግስቲ ምግልጋል ሓጋዊ ጥራሕ ዘይኮነስ ንህዝበ ውሳነ ተገዛኢ ምዃን ዘመላኽት ከምዝኾነ ሚኒስትር ምክልኻል ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሚኒስቴር ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ ኮ/ል ጌትነት ኣዳነ፥ ኣብ ሕከ-መንግስቲ ዓንቀፅ 8 ቁፅሪ 2 “……
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወይዘሮ ዘሃራ ኡመድ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኮይነን ተመሪፀን Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መሰከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወይዘሮ ዘሃራ ኡመድ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኮይነን ተመሪፀን። እቶም ኣፈ ጉባኤ፥ ኣብ ቅድሚ ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ ብምቕራብ ብምክትል ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ቃለ ማሕላ ፈፂሞም። እዋናዊ ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኮይኖም ተመሪፆም Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መሰከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኮይኖም ተመሪፆም። እቶም ኣፈ ጉባኤ፥ ኣብ ቅድሚ ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ ብምቕራብ ብፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ቃለ ማሕላ ፈፂሞም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወይዘሮ ሎሚ በዶ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኮይነን ተመሪፀን Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መሰከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወይዘሮ ሎሚ በዶ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኮይነን ተመሪፀን። እተን ምክትል ኣፈ ጉባኤ ኣብ ቅድሚ ኣባላት እቲ ባይቶ ብምቕራብ ብፕሬዚዳን ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ወይዘሮ መኣዛ ኣሸናፊ ቃለ ማሕላ ፈፂመን። እዋናዊ ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ንዋና ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኮይኖም ተመሪፆም Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መሰከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ ታገሰ ጫፎ ንዋና ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኮይኖም ተመሪፆም። እቶም ኣፈ ጉባኤ ኣብ ቅድሚ እቶም ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀሪቦም ቃለ ማሕላ ፈፂሞም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ-ስርዓት መኽፈቲ ሓበራዊ ኣኼባ ክልቲኦም ኣቢያተ ምኽሪ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መሰከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ፌዴራል ብህዝቢ ዝተመረፀን ብሓዱሽ መልክዕ ዝተወደበን መንግስቲ ምጥያሽ መንግስቲ ብብሄራዊ መዝሙር ኢትዮጵያ ተጀሚሩ:: እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምጥያሽን መኽፈቲን ጉባኤ መበል ሻድሻይ ባይቶ ወከልቲ ህዝብን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ሎሚ መዓልቲ ክሳለጥ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መሰከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ምጥያሽን መኽፈቲን ጉባኤ መበል ሻድሻይ ባይቶ ወከልቲ ህዝብን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ዓ.ም ክካየድ ኢዩ። ሎሚ መዓልቲ 24 መስከረም 2014 ናይ መወዳእታ ሰኑይ ወርሒ መስከረም፥ ኢትዮጵያ ሓዱሽ መንግስቲ ተጣይሸሉ መዓልቲ ኢዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኦሊሴንጎ ኣባሳንጆ ኢትዮጵያ ኣብ እትገብሮ ሓዱሽ ምጥያሽ መንግስቲ ንምርካብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ናይጀሪያ ኦሊሴንጎ ኣባሳንጆ ኢትዮጵያ ኣብ እትገብሮ ሓዱሽ ምጥያሽ መንግስቲ ንምርካብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚደንት ቦሌ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ እንትበፅሑ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር ኣብርሃም በላይን…