ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓወይ ማኪ ሳል ናብ ኢትዮጵያ ብሰላም ብምምፅኦም ደስ ኢሉኒ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Oct 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚደንት ሴኔጋል ሓወይ ማኪ ሳል ናብ ኢትዮጵያ ብሰላም ብምምፅኦም ደስ ኢሉኒ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም፡፡ መራሕቲ ዝተፈላላያ ሃገራት ኣጋይሽን ፅባሕ ኣብ ዝካየድ ምጥያሽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንምርካብ ኣዲስ ኣበባ ይኣትዉ ኣለዉ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ናይጄሪያ ሙሃሙዱ ቡሃሪ ፅባሕ ኣብ ዝካየድ ምስረታ ሓዱሽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንምርካብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ናይጄሪያ ሙሃሙዱ ቡሃሪ ፅባሕ ኣብ ዝካየድ ምስረታ ሓዱሽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንምርካብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ካልኦት ላዕዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ በል ብምርከብ ኣቀባብላ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሴኔጋል ማኪ ሳል ፅባሕ ኣብ ዝግበር ሓዱሽ ምስረታ መንግስቲ ንምርካብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሴኔጋል ማኪ ሳል ፅባሕ ኣብ ዝግበር ሓዱሽ ምስረታ መንግስቲ ንምርካብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ እቶም ፕሬዚደንት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ኣቀባብላ ገይረሙሎም። ኣብቲ ኣቀባብል ስነ ስርዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ምጥያሽ መንግስቲ ፌዴሪኢ ምኽኒያት ብምግባር ፅባሕ ካብ ሰዓት 3 ንጎሆ ጀሚሩ ንትራፊክ ዕፁዋት ዝኾኑ መገዲታት ዕላዊ ተገይሮም Gebremariam Weldegerima Oct 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኦሊስ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ ምጥያሽ መንግስቲ ፌዴሪኢ ምኽኒያት ብምግባር ፅባሕ ካብ ሰዓት 3 ንጎሆ ጀሚሩ ንትራፊክ ዕፁዋት ዝኸኾን መገዲታት ዕላዊ ገይሩ። አተ ምጥያሽ መንግስቲ ዕዉት ንክኸውን ዘድሊ ቅድመ ምድላው ብምዝዛም ናብ ስራሕ ከምዝኣተዉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ሆራ ኣርሰዴ ኢሬቻ ብሰላም ተዛዚሙ – ኮሚሽን ፖሊስ ኦሮሚያ Gebremariam Weldegerima Oct 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ) በዓል ሆራ አርሰዴ ኢሬቻ ብዘይ ምንም ፀገም ፀፅታ ብሰላም ከምዝተዛዘመ ፖሊስ ኦረሚያ ኣፍሊጡ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…
ስፓርት ኣትሌት ሲሳይ ለማ ለንደን ማራቶን ተዓወቱ Gebremariam Weldegerima Oct 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሲሳይ ለማ ለሚ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ለንደን ማራቶን ደቂ ተባዕቲዮ 2021 ተዓዊቱ። እቲ ኣትሌቱ ብ2 ሰዓትን 4 ደቒቓን 1 ካልኢትንብምእታዊ ኢዩ ተዓዊቱ። ኣትሌት ሞስነት ገረመው ድማ ሳላይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድሩ ዛዚሙ። ብደቂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢሬቻ ብሰላማዊ ከነታት ንክኽበር ኣስተዋፅኦ ንዝገበርኩም ኩሉኹም ኢትዮጵያ ተመስግነኩም- ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Oct 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ) ናይ ፍቕሪ ፣ ይቕሬታን ሓድነትን በዓል ዝኸነ ኢሬቻ ኢሬቻ ብሰላማዊ ከነታት ንክኽበር ኣስተዋፅኦ ንዝገበርኩም ኩሉኹም ኢትዮጵያ ተመስግነኩም ክብሉ ቀዳማየ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። በዓለ ኢረቻ 2014 ዓ.ም በደሙቕ ኩነታት ኣኽቢርና ኢና…
ስፓርት ኣትሌት ቃልኪዳን ገዛኸኝ ብውድድር 10 ሺሕ ሜትሮ ክብረ ወሰን ዓለም ወኒና Gebremariam Weldegerima Oct 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መሰከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ትውልደ ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ቃልኪዳን ገዛኸኝ ብውድድር 10 ሺሕ ሜትሮ ክብረ ወሰን ዓለም ወኒና። እተ ኣትሌት 29:38 ብምእታዊ ኢያ እቲ ክብረ ወሰን ወኒና። ፍልፍል፡- WORLD ATHLETICS እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምጥያሽን መኽፈቲን ጉባኤ መበል ሻድሻይ ባይቶ ወከልቲ ህዝብን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ፅባሕ ክሳለጥ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መሰከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ) ምጥያሽን መኽፈቲን ጉባኤ መበል ሻድሻይ ባይቶ ወከልቲ ህዝብን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ፌዴሪኢ ፅባሕ 24 መስከረም 2014 ዓ.ም ክካየድ ኢዩ። ኣብቲ መኽፈቲ ጉባኤ ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ፥ መኽፈቲ መደረ ከስምዓ ኢየን። ከይዲ እቲ ጉባኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፅባሕ ብብርኪ ፌዴራል ሓዱሽ መንግስቲ ካጣየሽ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መሰከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ብመሰረት ሕገ መንግስቲ ፌዴሪኢ ፅባሕ 24 መስከረም 2014 ዓ.ም ብብርኪ ፌዴራል ሓዱሽ መንግስቲ ካጣየሽ ኢዩ። ዓንቀፅ 58 ንኡስ ዓንቀፅ 2 ሕገ መንግስቲ ፌዴሪኢ፥ ብህዝቢ ዝተመረፀ ሓዱሽ ዝጣየሽ ባይቶ ወከሊቲ ህዝቢ ናይ ስራሕ ጊዜኡ ክጅምሮ…