ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተሸሙ ኣምባሳደራት ደብዳቤ ሹመት ተቐቢለን Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተሸሙ ኣምባሳደራት ደብዳቤ ሹመት ተቐቢለን። እተን ፕሬዚዳንት፥ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተሸሙ ኣምባሳደራት ሃገራት ታይላንድ ፣ ኒውዝላንድ፣ ዴንማርክ፣ ጅቡቲ፣ አውስትራሊያ፣ ሕብረት ኣውሮፓ ህብረትን ግብፂን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ኣባላት ማሕበረሰብ ሙስሊም ንተመዛበልቲ ዝኸውን ልዕሊ 15 ሚሊየን ዝግመት ሓገዝ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ኣባላት ማሕበረሰብ ሙስሊም ኣብ ደሴ ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ዜጋታት ዝኸውን ልዕሊ 15 ሚሊየን ዝግመት ሓገዝ ምግቢን ናውቲን ገይሮም። ሕረተሰብ ብምትሕብባር ሓገዝ ሒዞም ኣብ ከተማ ደሴ ዝተረኸቡ መስጊድ ባዩሽ፣ ነጃሽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ኢሬቻ ንምኽባር ካብ ዞባ ሃላባ ተውፃእፂኦም ዝመፅኡ ክፋላት ሕብረተሰብ ኣቀባብላ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2021 0 አዲስ አበባ፣ መስከረም 21፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢሬቻን ለማክበር ከደቡብ ክልል ሀላባ ዞን የተወጣጡ የማህበረሰብ ክፍሎች ምዕራብ አርሲ ዞን ላይ አቀባበል ተደረገላቸው። ማሕበረሰብ እቲ ዞባ ካብ ሃላባ ተበጊሶም ኣብ ወረዳ ሻላ ከተማ ኣጄ እንትበፅሑ፥ ኣመራርሓታትን ነበርቲን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ወናኒት ዘደንቕ ባህላዊ ክብሪታት ኢያ – ዶ/ር ሂሩት ካሳው Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ወናኒት ዘደንቕ ባህላዊ ክብሪታት ኢያ ክብላ ሓላፊት ቢሮ ባህሊ፣ ኪነ-ጥበባትን ቱሪዝምን ኣዲስ ኣበባ ዶክተር ሂሩት ካሳው ገሊፀን። እተን ሓላፊት ቢሮ ነዚ ዝበላ ፌስቲቫል በዓል ኢሬቻ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ኣብ ዝርከበሉ እዋን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዕውትነት ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ቴሌኮም ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ – ብሄራዊ ኮሚቴ Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ 21 መስከረም፣ 2014 (ኤፋ ቢ ሲ)ብኣሰናዳእነት ኢትዮጵያ ዝሳለጥ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ቴሌኮም ዕዉት ንምግባር ብትኹረት እናተሰርሐ ምዃኑ ኣካቢ እቲ ብሄራዊ ኮሚቴ ሚኒስትር ዲኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂንን ዶክተር ኣሕመዲን መሓመድ ተዛሪቦም። ብሄራዊ ኮሚቴ መዳለዊ ጉባኤ ዓለም ለኸ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ እናበፅሓ ዝርከብ ፅዕንቶ ንምፅዋርን ዘለዋ ሓቂ ተበፃሒ ንምግባርን ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ 21 መስከረም፣ 2014 (ኤፋ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ካብ ማሕበረሰብ ዓለም እናበፅሓ ዝርከብ ፅዕንቶ ንምፅዋርን ዝሓዘቶ ሓቂ ተበፃሒ ንምግባርን ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከቡ ዳያስፖራታት እናሰርሑ ከምዝኾኑ ኤጀንሲ ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ኣፍጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ሰላማዊት ዳዊት፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ምስ ዩኒቨርሲቲ ድሬዳዋ ስምምዕነት 9 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ተፈራሪሙ Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ 21 መስከረም፣ 2014 (ኤፋ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዩኒቨርሲቲ ድሬዳዋ ማሕበረ ሰብ ራዲዮ ንምህናፅ ዘኽእሎ ውዕሊ ስምምዕነት 9 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ተፈራሪሙ። እቲ ስምምዕነት፥ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠውን ፕሬዚዳንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ንዝፍጠር ፀገምን ጥሜትን ተሓታቲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኢዩ – ዶ/ር አረጋዊ በርሀ Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኣብ ትግራይ ንዝፍጠር ፀገምን ጥሜትን ተሓታቲ ንግብረ ራዕዲ ህወሓት ክኸውን እናተገበአ ናብ መንግስቲ ፌዴራል ምስባብ ዝግበር ፃዕሪ ተቐባልነት የብሉን” ክብሉ ኣቦ መንበር ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ ትግራይ ዶክተር አረጋዊ በርሀ ገሊፆም። ነባር ምሕዝነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ሃረሪ ግዚያዊ ውፅኢት መረፃ ይግለፅ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሃረሪ ዝተፈላለዩ ጣቢያታት መረፃ ግዚያዊ ውፅኢት መረፃ ይግለፁ ኣለዉ። ህዝቢ ውፅኢት እናተመልከተ ከምዝርከብ ካብ ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፌስቲቫል ኢሬቻ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፌስቲቫል በዓል ኢሬቻ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ፥ በዓል ኢሬቻ በዓል ፍቕሪን ሰላምን ኢዩ፤ ምሕዝነት ኣብ ምጥንኻር እውን ቁልፊ ግደ ኣለዎ ኢለን። ኣብ ኣዲስ…