ኢትዮጵያን ህንዲን ርክብ ክልቲአን ሃገራት ንምጥንኻር ዘኸእሉ ዝተፈላለዩ ስምምዓት ተፈራሪሞም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ህንዲ ሱብራህማንያም ጃይሸንከር ተዛቲዮም።
ኣብ ዘተኦም ድማ ስትራቴጂካዊ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ምዕባይ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ውፅታዊ ልዝብ…