ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድን ለውጢን ብምድጋፍ ኣብ ከተማታት ቴፒን የኪን ሰልፊ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ለውጢን ብምድጋፍ ኣብ ከተማታት ቴፒን የኪን ሰልፊ ተኻይዱ። እቶም ሰልፈኛታት፥ “ኣብ ጎኒ ቀዳማይ ሚኒስትር ቢይ ኣሕመድ ብምዃን ቀፃሊ ምዕባለ እዛ ሃገር ጋህዲ ክንገብር ኢና፣ ብምድማር ሃገርና ክንሃንፅ ኢና፣ ህዝቢን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲን መንበሪ ህንፃ ዲፕሎማሰኛታትን መሪቖም Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲን መንበሪ ህንፃ ዲፕሎማሰኛታትን መሪቖም። እቶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ህንዲ ንዝገበሮ ምጥብባር ኣመስጊኖም፡፡ ኣይተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወናኒ ሪል ስቴት ሙለር ዝተኸሰሱሉ ገበን ግዕዝይና ኣይፈፀምኩን ብምባል ቃል እምነት ክሕደት ሂቦም Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ወናኒ ሪል ስቴት ሙለር ኣይተ ሙሉጌታ ተስፋኪሮስ ዝተኸሰሱሉ ገበን ግዕዝይና ኣይፈፀምኩን ብምባል ቃል እምነት ክሕደት ሂቦም። ተጠርጣሪ ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል 5ይ ምድበ መጋባእያ ገበን ግዕዝና ቀሪቦም፡፡ ኣይተ ሙሉጌታ ተስፋኪሮስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣመራርሓታት ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣመራርሓታት ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ተዛቲዮም። ኣብዘተኦም ድማ ኣብቲ ክልል እናተገበረ ዘሎ ሰብኣዊ ሓገዝ፣ ፀፅታ፣ ዝርገሐ መሰረተ ልምዓታትን ኣወሃህባ ኣገልግሎት ህዝቢን ዝርከበሉ ኩነታት ዝምልከት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 5 ላዕለዎት መኮንናት ናብ ቤት ፍርዲ ጦር ሰራዊት ምክልኻል ተዘዋዊሮም Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ርክብ ራዲዮ ሰራዊት ብምቁራፅ ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን መጥቃዕቲ ንኽበፅሕ ገይሮም ዝተብሃሉ ሓሙሽተ ላዕለዎት መኮንናት ናብ ቤት ፍርዲ ጦር ሰራዊት ምክልኻል ተዘዋዊሮም። እቶም ተጠርጠርቲ፥ ብርጋዴር ጀኔራል ገብረህይወት ሲኖሲዮስ፣ ብርጋዴር ጄኔራል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈተነ መጀመሪ ቅድመ ትግበራ ብሄራዊ ስርዓት መስታወቂያ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈተነ መጀመሪ ቅድመ ትግበራ ብሄራዊ ስርዓት መስታወቂያ ምጅማሩ ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ። ሰራሕተኛታት እቲ ሚኒስቴር ድማ ብምምዝጋብ “ሓደ ሰብ ንሓደ ሰብ” ብዝብል መሪሕ ቓል ቀዳማይ ብርኪ ፈተነ ቅድመ ትግበራ ብዕዉት ኩነታት ምዝዛሙ ገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ደቡብ ሱዳን ደቡብ ሱዳን ጀኔራል ጆንሰን ጁማ ኡኮት ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ደቡብ ሱዳን ደቡብ ሱዳን ጀኔራል ጆንሰን ጁማ ኡኮት ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ። እቲ ልኡኽ ናብ ኣዲስ ኣበባ ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ሹም ጀኔራል ብርሀኑ ጁላን ላዕለዎት ኣዘዝቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ልምዓት ኣሜሪካ ምስ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ልምዓት ኣሜሪካ (ዩ ኤስ አይ ዲ) ሼን ጆንስን ኣባላት ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ መቐለ ዑደት ኣካይዶም። እቶም ዋና ዳይሬክተር ኣብቲ እዋን ዑደት፥ ምስ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ፣ መተሓባበሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮ ቴሌኮም ኣገልግሎት ኢንተርኔት ራብዓይ ትውልዲ ካብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወፃእ ኣጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣገልግሎት ኢንተርኔት ራብዓይ ትውልዲ ንፈለማ እዋን ካብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወፃእ ኣጀሚሩ። ምጅማር እቲ ኣገልግሎት ኣብ ሪጅን ደቡብ ምብራቕ ከተማ ኣዳማ ተኻይዱ፡፡ ኣዳማ ሓዊሱ ከተማታት ቢሾፍቱ፣ ዱከም፣ ገላን፣ ሞጆን ኣዋሽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዋና መምርሒ ጥዕና ሰራዊት ምክልኻልን ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያን ሓቢሮም ንምስራሕ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና መምርሒ ጥዕና ሰራዊት ምክልኻልን ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያን ሓቢሮም ንምስራሕ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት፥ ካብ ዝተፈላለዩ ክፍሊታት ሰራዊት ምክልኻልን ፖሊስ ፌዴራልን ዝተውፃእፅኡ ሰብ ሞያታት ተፈራሪሞምዎ፡፡…