ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ካናዳ ምዕራባውያን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝገብሩዎ ኢድ ኣእታውነት ዝቃወም ሰልፊ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Nov 21, 2021 0 ኣዲስ አበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምዕራባውያን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝገብሩዎ ኢድ ኣእታውነት ንምቅዋምብብርኪ ዓለም ዝተፀወዐ ወፍሪ ‘#NOMORE’ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ካናዳ ከተማ ኦታዋ ተኻይዱ። ኣብቲ ሰልፊ ካብ ካናዳ ከተማታት ኦቶዋ፣ ቶሮንቶ፣ ሞንትሪያል፣ ኩቤክ፣ ስካርብሮ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደቂ ኣንስትዮ ጋዜጠኛታት ዘሰናደአኦ 100 ኩንታል ስንቂ ንሰራዊት ምክልኻል ኣበርኪተን Gebremariam Weldegerima Nov 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓሙሽተ ደቂ ኣንስትዮ ጋዜጠኛታት ብዘተኣኻኸበኦ ልዕሊ 700 ሺሕ ብር ዘሰናደአኦ 100 ኩንታል ስንቂ ጥሕኒ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣበርኪተን። እቲ ሓገዝ ዳይሬክተር ዘፈር ደቂ ኣንስትዮ ሚኒስቴር ምክልኻል ሜጀር ጄኔራል ጥሩዬ ኣሰፌ ተረኪበንኦ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዘይ እኹል ምኽንያ ምምሃር ጠጠው ዘበሉ ዓለም ለኸ ኣቢያተ ትምህርቲ መጠንቀቕታ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Nov 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዓውዲ ትምህርቲ ዒላማ ገይሩ እናሰርሐ ከምዝኾነ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዲኤታ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ወይዘሮ ሰላማዊት ካሳ ሎሚ መዓልቲ መግለፂ ሂቦም። ወይዘሮ ሰላማዊት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መናእሰይን ቤተሰብ ስፖርትን እታ ከተማ ንሰራዊት ምክልኻል ደም ለጊሶም Gebremariam Weldegerima Nov 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይን ቤተሰብ ስፖርትን ከተማ ኣዲስ አኣበባ ንሰራዊት ምክልኻል ደም ለጊሶም። “ህይቱ ንዝህበኒ ሰራዊት ምክልኻል ደመይ ክህብ ኢየ” ብዝብል መሪሕ ቃል፥ ብኣሰናዳእነት ቢሮ መናእሰይን ስፖርትን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ኣደባባይ መስቀል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ንሰራዊት ምክልኻል ዝኸውን 150 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Nov 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ንሰራዊት ምክልኻል ዝኸውን 150 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይሩ። ብደቂ ኣንስቲዮ ነበርቲ እቲ ክፍለ ከተማ ዝተሰናደአ ስንቂ እውን ብተመሳሳሊ ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ከምዝገበራ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዳማ ብ100 ሚሊየን ብር ዝተሃነፀ ዘበናዊ ሆስፒታል ሙሴ ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Nov 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዳማ ብ100 ሚሊየን ብር ዝተሃነፀ ዘበናዊ ሆስፒታል ሙሴ ተመሪቑ። እቲ ሆስፒታል፥ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰን ሓላፊ ቢሮ ጥዕና ክልል ኦሮሚያ ዶክተር መንግስቱ በቀለን ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልል ኣብ ዝተረኸቡሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብቲ ሰላም ንኸዓስል ዝደልያ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ጎኒ ኢትዮጵያ ደው ክብላ ኣለወን Gebremariam Weldegerima Nov 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብምውጋድ ኣብቲ ከባቢ ሰላም ንኸዓስል ዝደልያ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ጎኒ ኢትዮጵያ ጠጠው ክብላ ከምዝጋባእ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ሱዳን ነቢል ማህዲ ኣተሓሳሲቦም። ኣምባሳደር ነቢል ምስ ፖስት ሱዳን ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝግበር ኢድ ኣእታውነት ከምትኹንን ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Nov 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝግበር ዝኾነ ይኹን ኢድ ኣእታውነት ከምትኹንን ገሊፃ። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወጻን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ መዘነኦም ክርስቶፌ ሉቱንዱላ ተዛቲዮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ መቕደላ ዝተዘረፉ ሓድጊታት ካብ ለንደን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Nov 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋን ኲናት መቕደላ ብወራደራት ጀኔራል ናፒዬር ዝተዘረፉ 13 መርኣያ ጥንታዊ ሓድጊታት ኢትዮጵያ ዝኾኑ ታሪኻዊን ሃይማኖታዊን ሓድጊታት ሎሚ መዓልቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ኣብቲ ስነስርዓት ርኽክብ ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስራሕቲ ህንፀት ዘላቒ ሰላም ንምስራሕ ዘኽእል መረዳድኢ ስምምዕነት ተፈሪሙ Gebremariam Weldegerima Nov 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ሰላም ኣብ ኢትዮጵያ ስራሕቲ ህንፀት ሰላም ብዘላቕነት ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ መረዳድኢ ስምምዕነት ምስ ትካል ተራድኦ ጀርመን (ጂ አይ ዜድ) ተፈሪሙ። እቲ ሰነድ ተፈሪሙ ዘሎ ስራህቲ ኣብ ዝሓለፉ ሰልሰተ ዓመታት እናተሳለጡ ዝነበሩን…