ኣብ ህልውና ሃገር ዝተኸፈተ ኲናት ኣብ ምምካት ህዝቢ ክለልል ሲዳማ ናይ ባዕሉ ኣስተዋፅኦ ንኽገብር ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ሓቲቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ህልውና ሃገር ዝተኸፈተ ኲናት ኣብ ምምካት ህዝቢ ክለልል ሲዳማ ናይ ባዕሉ ኣስተዋፅኦ ንኽገብር ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ሓቲቶም።
እቶም ርእሰ ምምሕዳር እዚ ዝበሉ፥ ሎሚ መዓልቲ ህዝቢ ክልል ሲዳማ ግብረ ራዕዳውያን…