ኢትዮጵያ፣ ግብፅን ሱዳንን ንሰላም፣ ምትሕብባር፣ ሓቢርካ ምንባርን ልምዓትን ህዝቦም ክሰርሑ ዝግበአሉ እዋን ሕዚ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ፣ ግብፅን ሱዳንን ንሰላም፣ ምትሕብባር፣ ሓቢርካ ምንባርን ልምዓትን ህዝቦም ክሰርሑ ዝግበአሉ እዋን ሕዚ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኣመልኪቶም ኣብ ዘውፅኡዎ መግለፂ፥ እቲ ግድብ…