ኮሚሽን ዕርቀ ሰላም ኢትዮጵያ ጎንፂታት ናይ ምገፍታሕን ምህዳእን ምንቅስቓስ ከምዝጀመረ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ዕርቀ ሰላም ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ጎንፂታት ንፍታሕ፣ ሰብኣዊ መሰል ጥሕሰታት ምፅራይ፣ ፍትሒ ስግግር ንመሃብ፣ ሓድነት ህዝቢ ንምጥንኻርን ብሄራዊ ምርድዳእ ንምፍጣርን ዘኽእል ቅድመ ምድላው እናሰርሐ ከምዝፀንሐ ገሊፁ።
እቲ…