ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝብና ፍልፍል ጅግንነትና ኢዩ – ጀነራል ባጫ ደበሌ Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ህዝብና ፍልፍል ጅግንነትና ኢዩ” ክብሉ ዋና ኣተሓባባሪ ህንፀት ሰራዊት ሚኒስቴር ምክልኻል ጀነራል ባጫ ደበሌ ገሊፆም። “ምስ ህዝብና ኮይንና ናብ ኣዲስ ኣበባ ከኣቱ ኢየ ኢሉ እናፈከረ ዝነበረ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ኣብ ዝወረሮ መሬት ንኽቕበር ገይርናዮ”…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካልኣይ ውድድር ሽልማት ብሩጀህ ሓሳብ ፈጠራ ንግዲ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ብዝተገበረ ሃገር ለኸ ፃውዒት እናተኻየደ ዝነበረ ውድድርን ስልጠናን ተዛዚሙ ካብ ሞንጎ ዝተመዝገቡ 462 ሓሳባት እቶም 30 ንሽልማት በቒዖም። እቲ ሽልማት ዘበርከታ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል፥…
ኮሮናቫይረስ ሃገራት ኣፍሪካ ብዛዕባ ዝርገሐ ኣሚክሮን ሓበሬታ ምቕራብ ብዘይምኽኣለን ብዛዕባ ኩነታት ዝርገሐ ንምግላፅ ኣፀጋሚ ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራት ኣፍሪካ ብዛዕባ ዝርገሐ ኣሚክሮን ቫይረስ ኮሮና ሓበሬታ ከቕርባ ብዘይምኽኣለን ኩነታት ዝርገሐ እቲ ቫይረስ ንምግላፅ ኣፀጋሚ ከምዝገበሮ ማእኸል ቁፅፅር ሕማማት ኣፍሪካ (ሲዲሲ) ገሊፁ። ዳይሬክተር ሲዲሲ ዝኾና ዶክተር ጆን ንከንጋሶንግ ከምዝበለኦ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ ከተማ ጅግጅጋ ኣትዩ Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብከንቲባ ምመሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተመርሐ ልኡኽ ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ምምሕዳር ናብ ከተማ ጅግጅጋ ኣትዩ። እቲ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ጋራድ ዊልዋል እንትበፅሕ፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ፣ ምክትል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሓደጋ ድርቂ ጉድኣት ዝበፅሖም ዜጋታት ቅልጡፍ ምላሽ ሓገዝ ንመሃብ ዘኽእሉ ስራሕቲ ብትኹረት ምስራሕ ይግባእ – ኣይተ ደመቀ መኮንን Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ብዝረአ ሓደጋ ድርቂ ጉድኣት ዝበፅሖም ዜጋታት ቅልጡፍ ምላሽ ሓገዝ ንመሃብ ዘኽእሉ ስራሕቲ ብትኹረት ምስራሕ ከምዝግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣገንዚቦም። ኮሚቴ ብሄራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ባሕርዳር ልዕሊ ብር 110 ሚሊየን ዘውፅእ ናይ ዓይነት ድጋፍ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ባሕርዳር ካብ ነበርቲ እታ ከተማ፣ማሕበረሰብ ንግዲ፤ ካብ ሰብ ሃፍቲን ካብ ዝተፈላለዩ ክፍላት ማሕበረሰብን ዘተኣኻከቦ ልዕሊ ብር 110 ሚሊየን ዘውፅእ ምግብን ዝተፈላለዩ ኣልባሳትን በቲ ኩናት ንዝተመዛበሉን ሃፍቲን ንብረቶምን ንዝዓነዎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጎንደር በዓል ጥምቀት ብስላም ንክኽበር ሕብረተሰብ ዘሳተፈ ስራሕቲ ፀጥታ ይካየድ ኣሎ – ፖሊስ Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ጎንደር በዓል ጥምቀት ብስላም ንክኽበር ሕብረተሰብ ዘሳተፈ ስራሕቲ ፀጥታ እናተኻየደ ከምዝርከብ መምርሒ ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ። በዓል ጥምቀት ኣብ ዩኒስኮ ዝተመዝገቡ ዘይድህሰሱ ሓድግታት እቲ ሓደ እንትኸውን÷ እዚ በዓል ኣብ ከተማ ጎንደር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብርእሰ ምምሕዳር ርስቱ ይርዳ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ልምዓት መስኖ ስርናይ ዑደት ይገብር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ መምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳ ዝተመርሐ ልኡኽ ላዕለዎት ኣመራርሓታት ኣብ ዞባታት ጋሞን ወላይታን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ልምዓት መስኖ ስርናይ ዑደት ይገብር ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዑደት ኣይተ ርስቱ ይርዳ ሓዊሱ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዋና ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ደምቢ ስነ-ምግባር እቲ ትካል ብምጥሓስ እናፈፀሙዎ ዝርከቡ ኣድልዎ ክምርምረላ ንቦርድ ፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ሓቲታ Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣባል ግብረ ራዕዲ ህወሓትን ዋና ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለምን ዝኾኑ ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ደምቢ ስነ-ምግባር እቲ ትካል ብምጥሓስ እናፈፀሙዎ ዝርከቡ ኣድልዎ ቦርድ ፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ንክምርምረላ ሓቲታ። ኢትዮጵያ ናብቲ ቦርድ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምጥቋም ሕፁያት ኮሚሽነራት ክሳብ 13 ጥሪ ተናዊሑ Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምጥቋም ሕፁያት ኮሚሽነራት ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ክሳብ 13 ጥሪ 2014 ዓ.ም ከምዝተናወሐ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። እቲ ባይቶ መጣየሺ ኣዋጅ ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ቁፅሪ 1265/2014 ዓ.ም ምፅዳቑ ዝዝከር እንትኸውን፥…