ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዳያስፖራታት ኣብ ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚን ቂሊንጦን ዑደት ይገብሩ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳያስፖራታት ኣብ ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚን ቂሊንጦን ከምኡ እውን ኣብ ፓርክ ኣይሲቲ ዑደት ይገብሩ ኣለዉ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዑደት ዳያስፖራታት ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኣማራፂታት ኢንቨስትመንት ንኽዕዘቡ ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ኮርፖሬሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ንበዓል መዚ ኣቢዬሽን ኢትዮጵያ ሓደሽቲ ኣመራርሓታት ሾይሞም Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንኣይተ ጌታቸው መንግስቴ ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሲቪል ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ገይሮም ሾይሞም። ካብዚ ብተወሳኺ ኣይተ መንግስቱ ንጉሴ ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ አኤር ናቪጌሽን ገይሮም ከምዝሾሙ ካብቲ በዓል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራሕተኛታት ፋና ብሮድካስቲንግ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ኣድሂቦም ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትን ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት “ብዘላቒ ዓወት ናብ ምዕባለን ድህረ ኲናት ምዝባዓትን መእረምተኦምን” ብዝብል ርእሲ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ኣድሂቦም ተዛቲዮም። እቲ መድረኽ ዘተ ዝመርሑ ኣካቢ ቦርድ ኣመራርሓን ሚኒስትር ዲኤታ…
ስፓርት ዋሊያታት ሎሚ መዓልቲ ምሸት ምስ ካሜሮን መዘነኦም ክፃወቱ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ካሜሮን መዘነኣ ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ክተካይድ ኢያ። ብኣሰናዳእነት ካሜሮን እናተኻየደ ዝርከብ መበል 33 ፅዋዕ ኣፍሪካ እናተሳተፈት ትርከብ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ፥ ሎሚ መዓልቲ ምሸትሰዓት ሓደ ትፅቢት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒሰስትር ጉዳያት ወፃኢ ኖርዌይ ብስልኪ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒሰስትር ጉዳያት ወፃኢ ኖርዌይ ኣኒከን ሁይትፌልድት ብስልኪ ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ መኮንን፥ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ እናተርኣዩ ዝርከቡ ለውጢታት ብምምልካት ነተን ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ ብዓል መዚ ኣብ ዝሓለፉ ሽድሽተ ኣዋርሕ ካብ ዝተፈላለዩ ክፍሊታዊ ኣገልግሎታት ልዕሊ 914 ሚሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዓል መዚ ፍቓድን ምቁፅፃርን ኣሽከርከርቲን ተሸርከርቲን ኣብ ዝሓለፉ ሽድሽተ ኣዋርሕ ካብ ዝተፈላለዩ ክፍሊታት ኣገልግሎት ልዕሊ 914 ሚሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ። እቲ ብዓል መዚ፥ ኣብ ፍርቂ ኣመት በጀት 2014 ዓ.ም ካብ ኣገልግሎታት ኣሽከርከርቲን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ‘’ግደ ዳያስፖራ ኣብ ዓውዲ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ምህዞን’’ ብዝብል ርእሲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)‘’ግደ ዳያስፖራ ኣብ ዓውዲ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ምህዞን’’ ብዝብል ርእሲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ኢትዮጵያ ተረባሒት ዲጂታል ቴክኖሎጂ ንኽክትከውን ብዓውዲ ቴክኖሎጂ ኮሙኒኬሽን ኢንፎርሜሽን ዝተፈላለዩ ስራሕቲ እናተሰርሑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ናብ ህዝቢ ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ከይቐርብ ዕንቅፋት ምዃኑ ከምዝቐፀለሉ መንግስቲ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ናብ ህዝቢ ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ከይቐርብ ዕንቅፋት ምዃኑ ከምዝቐፀለሉ መንግስቲ ገሊፁ። ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ እቲ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ህዝቢ ትግራይ ብስሙ ካም ምንጋድ ወፃእ ጠጠው ኢለሉ ኢሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣጣየ ብግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝዓነዉ መንበሪ ኣባይቲ ንምህናፀ እምነ ኹርናዕ ተነቢሩ Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ገባሪ ሰናይ ኔትዎርክ ንማሕበራዊ ፍትሒ ኢትዮጵያ ካናዳውያን ኣብ ኣጣየ ብግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝዓነዉ መንበሪ ኣባይቲ ንምህናፅ እምነ ኹርናዕ ኣንቢሩ። ከንቲባ ምምሕዳር እታ ከተማ ኣሰልፍ ደርቤ ከምዝገለፁዎ፥ ኣብታ ከተማ ህወሓትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር መዓድን ምስ ሽዱሽተ ኩባኒያታት መውፃእቲ እምኒ ፈሓም ስምምዕነት ተፈራሪሙ Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መዓድን ምስ ሽዱሽተ ኩባኒያታት መውፃእቲ እምኒ ፈሓም ስምምዕነት ተፈራሪሙ። እቶም ኩባኒያታት ብሙሉእ ዓቕሞም ናብ ስራሕ እንትኣትዉ፥ ኢትዮጵያ ካብ ወፃኢ ተእትዎ እምኒ ፈሓም ሙሉእ ብሙሉእ ዘትርፉ ኢዮም ተባሂሉ። ሚኒስትር መኣድን…