ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ጆ ባይደን ዝገበሩዎ ዘተ ስልኪ ኣብ ዘፈር ዲፕሎማሲ ምምሕያሻት ምህላዎም ዘርኢ ኢዩ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ዝገበሩዎ ዘተ ስልኪ ቅድሚ ሕዚ ዝነበረ ርክብ መንፈሱ እናተቐየረ ምዃኑ ዘርኢ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ።
ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ኣብ…