Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

January 2022

ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ፈሪሱ ዝነበረ ድልድል ኣልውሃ ፅገንኡ ተዛዚሙ ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2014 ( ኤፍ ቢ ሲ)ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ፈሪሱ ዝነበረ ድልድል ኣልውሃ ፅገንኡ ተዛዚሙ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ። እቲ ጉጅለ ዝበፅሖ ውቅዒት ምፅዋር ምስኣበዮን እንትሃድምን ድልድል ኣልውሃ ኣፍሪሱ ከምዝኸደ ይፍለጥ። እቲ ከባቢ ካብቲ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ናፃ…

ህብረ ብሄራዊ ሓድነትና ብምጥንኻር ሃገራዊ ማሕለኻታት ብዓወት ክንሳገር ኢና – ላዕለዎት ኣመራርሓ ኣቢያተ ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢን ፌዴሬሽንን ፌዴሪኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህብረ ብሄራዊ ሓድነትና ብምጥንኻር ሃገራዊ ማሕለኻታት ብዓወት ክንሳገር ኢና ክብሉ ላዕለዎት ኣመራርሓ ኣቢያተ ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢን ፌዴሬሽንን ፌዴሪኢ ገሊፆም። እቶም ኣመራርሓታት “ብዘላቒ ዓወት ናብ ምዕባለ ከምኡ እውን እርማት ምዝባዕ ድሕረ…

ኣመራርሓታት፣ ሰራሕተኛታትን ናይ ውልቀ ኮሌጃትን ዘፈር ትምህርቲ ንሰራዊት ምክልኃል ዝኸውን ልዕሊ 29 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓታት፣ ሰራሕተኛታትን ናይ ውልቀ ኮሌጃትን ዘፈር ትምህርቲ ንሰራዊት ምክልኃል ዝኸውን ልዕሊ 29 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገንዘብን ዓይነትን ገይሮም። እቲ ሓገዝ ገንዘብን ዓይነትን ብሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን እቲ ሚኒስቴር ቤት ዕዮን ተፀዋዕቲ…

ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝተኸፈተ ዲፕሎማሲያዊ ፅዕንቶ ንምፅር ዝተሰርሑ ስራሕቲ ውፅኢታዊ ነይሮም – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ዓመት ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝተኸፈተ ዲፕሎማሲያዊ ፅዕንቶ ንምፅር ዝተሰርሑ ስራሕቲ ዕዉታት ከምዝነበሩ ምክትል ቀዳማይ ሚነሲትርን ሚኒትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ብዝተሰርሐ ዲፕሎማሲያዊ ስራሕ እውን ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ…

ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ዝሓዞም ከባቢታት ንኽፀንዕ ዝተገበረ ህዝቢ ትግራይ ዳግም እዋን ፅምዋ ረኺቡ ትኽክለኛ መንነት እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ንኽግንዘብ ኢዩ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብወፍሪ ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ዝሓዞም ከባቢታት ንኽፀንዕ ዝተገበረ ህዝቢ ትግራይ ዳግም እዋን ፅምዋ ረኺቡ ትኽክለኛ መንነት እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ንኽግንዘብ ከምዝኾነ መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን…

ሰሜን ኮሪያ ሚሳኤል ባላስቲክ ናብ ባሕሪ ኣወንጪፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰሜን ኮሪያ ሚሳኤል ባላስቲክ ብዕዉት ኩነታት ናብ ባሕሪ ከምዘወንጨፈት ኣፍሊጣ። መራሒ ሰሜን ኮሪያ ኪም ጆንግ ኡን ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ኮንፈረንስ ገዛኢ ፓርቲ እታ ሃገር ወታደራዊ ዓቕሚ ዝበለፀ ንምዕባይ ቃል ምእታዎም ይዝከር፡፡ ነዚ ስዒቡ…

ቤት ዕዮ ሚኒስቴራት ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ 100 መዓልቲታት ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ወረዳ ጉባ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩለን ቤት ዕዮ ሚኒስቴራት ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ 100 መዓልቲታት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸቡሉ ግድብ ህዳሰ ኣብ ዝርከበሉ ወረዳ ጉባ ይካየድ ኣሎ። ኣብዚ ዓመት ኢኮኖሚ ብዙሓት ፈተናታት ዘንፀላለዉዎ ይኹ እምበር፥ ኣብ ቀንዲ…

ዝቕፅል ሰንበት ወፍሪ ምንቅስቓስ የኣክል ኣብ ኣደባባይ መስቀል ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝቕፅል ሰንበት ወፍሪ ምንቅስቓስ የኣክል ኣብ ኣደባባይ መስቀል ከምዝካየድ ተገሊፁ። ኣብቲ ዕለት ዕዱማት ብሓደ ኮይኖም ምንቅስቓስ ኣክል ንዓለም ከምዘርእዩ ቤት ፅሕፈት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣…

ዳያስፖራታት ኣብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ቦሩ ሜዳ ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ቦሩ ሜዳ ዘብፀሖ ከቢድ ክሳራ ዳያስፖራታት ብኣካል ተረኺቦም ተዓዚቦምዎ። ኣብቲ እዋን ድማ ሓገዝ ሕክምና ሰብ ስራሕ ኣካል ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ኣገልግሎታት ዝህብ እቲ ሆስፒታል፥ በቲ ጉጅለ ሙሉእ ሙሉእ…

ናብ ዉሽጢ ዓዲ እንናኣትዉ ዘለዉ ኢትዮጵያዉያን ዝገብርዎ ድጋፍ ኣጠናኺሮም ቀፂሎም ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ብኹናት ጉድአት ዝበፅሖም ዜጋታት መሊስካ ንምጥያሽ ካብ ወፃኢ ናብ ዉሽጢ ዓዲ እናኣተዉ ዘለዉ ኢትዮጵያዉያን ዝገብርዎ ድጋፍ  ኣጠናኺሮም ከምዝቐፀሉ ተገሊፁ፡፡ ሎሚ እዉን ካብ ዲሲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ምእታዉ ዝርከቡ ኢትዮጵያዉያን ኣብ እዋን በረራ…