ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልል ዓፋር ዘብፀሖ ጉድኣት ዘመልክት ንዲያስፖራታት ገለፃ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Jan 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፃውዒት ቀዳማይ ሚኒስተር ተቐቢሎም ናብ ኢትዮጵያ ንዝመፅኡ ኢትዮጵያውያን ዲያስፖራታት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ጋሊኮማ፤ ኡዋ፤ በራህሌን ኣብ ካልኦት ከባቢታት ዘብፀሖ ጨፍጫፍን ዕንወትን ዘርኢ ዓወደ ምርኢት ቀሪቡ፡፡ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉድኣት ኣብ ዝበፅሖም ከባብታት ዝግበር ዳግመ ምጥያሽ ኩሉ ዜጋ ክሳተፍ ከምዝግባእ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Jan 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውሽጢ ዓድን ወፃእን ዝነብሩ ተወለድትን ፈተውትን ላስታ ላልይበላ ኣስታት 6 ሚሊየን ብር ብምትእኽኻብ ንማሕበረሰብ እቲ ከባቢ ድጋፍ ገይሮም። ኮሚቴ ጊዜያዊ ኣካቢ ሓገዝ ቅዱስ ላልይበላ÷ እቲ ከባቢ ብጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ተታሒዙ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ይዛተ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ መንግስት ንፓርቲታት ፖለቲካ ዝህቦ ሓገዝ ንምውሳን ኣብ ዝወፅአ መምርሒ ብምድሃብ ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ይዛተ ኣሎ። ምምሕያሽ እቲ መምርሒ መንግስቲ ንፓርቲታት ፖለቲካ ዝህቦ ሓገዝ ኣብ ቀፃሊ በቲ ኣዋጅ መሰረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ዳያስፖራን ህንፀት ሃገርን” ብዝብል ርእስ መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) “ዳያስፖራን ህንፀት ሃገርን” ብዝብል ርእስ መድረኽ ዘተ ኣብ ከተማ ሰመራ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ፣ ሚኒስትር ሰላም ኣይተ ብናልፍ ኣንዱኣለም፣ ሚኒስትር ዲኤታ ሰላም ኣይተ ታየ ደንደኣ ከምኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዳግም ናብ ላሊበላ በረራ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jan 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ላሊበላ ናይ ውሽጢ በረራ ዓዲ ሎሚ መዓልቲ ዳግም በረራ ጀሚሩ። ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ላልይበላ ልዑል ዘረፋን ዕንወትን ምፍፃሙ ስዒቡ እቲ መገዲ ኣየር ናብታ ከተማ ዝገብሮ በረራ ኣቋፁ ምፅንሑ ይዝከር፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ዝበፅሑ ሰብኣዊን ንዋታዊን ዕንወት ከፅንዕ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jan 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ መፅናዕቲን ምርምርን ብምጥያሽ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ዝበፅሖም ጥሕሰታት ሰብኣዊ መሰልን ንዋታዊ ዕንወትን ከምዘፅንዕ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ዝተፈላለዩ ተመረቕቲ ተምሃሮ እውን ዝበፅ ሰብኣዊን ንዋታዊን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሎሚ ንጉሆ ካብ ዲሲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተገብረ በረራ ዝነበሩ ተሳፈርቲ 10 ሺሕ ዶላር ድጋፍ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Jan 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ንጉሆ ካብ ኣሜሪካ ዋሸንግተን ዲሲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተገብረ በረራ ነፋሪት ዝነበሩ ተሳፈርቲ 10 ሺሕን 400 ዶላር ብምትእኽኻብ ብ ‘ኣይዞን ኢትዮጵያ' ኣካውንት ድጋፍ ገይሮም። ነቲ ድጋፍ ዘተሓባበሩ ኣብቲ በረራ ዝነበሩ ዝተወሰኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ መራሒ ምንቅስቓስ ስዌቶ መናእሰይ ሎንታታ ላክስ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima Jan 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ መራሒ ምንቅስቓስ ስዌቶ መናእሰይ ሎንታታ ላክስ ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ። ኣሰጓሚ ፓን ኣፍሪካኒዝም መንእሰይ ሎንታታ ላክስ ናብ ኢትዮጵያ መፂ ዘሎ፥ ወፍሪ ምንቅስቓስ “የኣክል” ኣብ ኢትዮጵያ ጥራሕ ተገዲቡ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቀዳማይ ሚኒስትር ሱዳን ዓብደላ ሃምዶክ ስልጣኖም ለቒቖም Gebremariam Weldegerima Jan 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ሱዳን ዓብደላ ሃምዶክ ስልጣኖም ለቒቖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስት ንህዝቢ ሱዳን ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ ስልጣን ምልቃቖም ዕላዊ ገይሮም። ሱዳን ኣብ ቀረባ እዋን ወታደራዊ ዕልዋ መንግስቲ ምግባራ ስዒቡ ኣብ ውሽጢ ፖለቲካዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናብ ሃገር ዝኣተወ ጉጅለ ዳያስፖራ በቲ ወራሪ ሓይሊ ዝተጎድኡ ከባቢታት ንምዕዛብ ናብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ኣቕኒዑ Gebremariam Weldegerima Jan 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፃውዒት ኣዶ ሃገር ስዒቡ ናብ ሃገር ዝኣተወ ጉጅለ ዳያስፖራ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተጎድኡ ከባቢታት ንምዕዛብ ናብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ኣቕኒዑ። ካብ ወፃኢ ሃገራት ዝኣተዉ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ከባቢታት ዓፋርን ኣምሓራን…