Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

February 2022

ፈረንሳይ ኣብ ማሊ ዘዋፈረቶም ወታደራታ ክተውፅእ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳይ ኣብ ማሊ ንወፍሪ ፀረ ግብረ ራዕዲ ዘዋፈረቶም ወታደራታ ከምተውፅእ ፈሊጣ። እቲ ውሳነ ብፈረንሳይን መሓዙታን ዝተፈረመ እንትኸውን፥ ብፍላይ ንማሊ ዝተቖፃፀረ ወታደራዊ ሓይሊ ምስ ወታደራዊ ዘፈራት ፈረንሳይ ብሓባር ንምስራሕ ፍቓደኛ ብዘይምዃኑ…

ኤጀንሲ ወሳኒ ኩነት ኣዲስ ኣበባ ብኣዋጅ ህፁፅ እዋን ተኣጊዶም ዝነበሩ ኣገልግሎታት ምሃብ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ብዝተኣወጀ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ተኣጊዶም ዝነበሩ ኣገልግሎታት ካብ ዝቕፅል ሰኑይ ጀሚሩ ምሃብ ከምዝጅምር ኤጀንሲ ወሳኒ ኩነት ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቲ ኤጀንሲ ቅድሚ ሕዚ ብብርኪ ሃገር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናይ ነባርነት መለለዪ መንነት ወፃእ ተኣጊዶም…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ስሎቪኒያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንምበል ሻድሻይ ዋዕላ ሕብረት ኣውሮፓ - ኣፍሪካ ኣብ ቤልጂየም ብራሰልስ ዝርከቡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ስሎቪኒያ ጃኔዝ ጃንሳ ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥…

ኣብ ዞባ ጌዴኦ ብዝበፅሐ ሓደጋ ትራፊክ 6 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ዞባ ጌዴኦ ብዝበፅሐ ሓደጋ ትራፊክ 6 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። እቲ ሓደጋ 65 ሰባት ብምፅዓን ናብ ኣዲስ ኣበባ እትጓዓዝ ዝነበረት ተሽከርካሪት ብምግልባጣ ኢዩ ኣጋጢሙ። በዚህም የ6 ሰዎች ህይወት ወዲያውኑ ሲያልፍ…

ኣይተ ርስቱ ይርዳ ምስ ዳይሬክተር ኢፋድ ካንትሪ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳ ምስ ዳይሬክተር ኢፋድ ካንትሪ ከማዊራ ቺትማ ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተዛቲዮም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብቲ ክልል ብፕሮግራም ኢፋድ ዝካየዱ ስራሕቲ ልምዓት ህይወት ሕብረተሰብ ኣብ ምምሕያሽ ዕዙዝ ግደ…

መምህር ዩኒቨርሲቲ ደምቢ ዶሎ ናይ ባዕሉ “ድሮን” ብምስራሕ ዕዉት ፈተነ በረራ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምሩቕ ኬሚካል ምህንድስና ዝኾነ መምህር ዩኒቨርሲቲ ደምቢ ዶሎ ኣማኑኤል ባልቻ ናይ ባዕሉ “ድሮን” ብምስራሕ ዕዉት ፈተነ በረራ ከምዝገበረ ተገሊፁ። ፕሬዚዳንት እቲ ዩኒቨርሲቲ ዶክተር ለታ ተስፋዬ፥ እቲ መምህር ዝሰርሓ ድሮን ብዕዉት ኩነታት 250…

ክልል ሲዳማ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝውዕል 20 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልላዊ መንግስቲ ሲዳማ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝውዕል 20 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ንርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ከምዘረከቡዎም ካብ…

ፀወታታት ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ እንትቕፅሉ ጋንታታት ቅዱስ ጊዮርጊስ ምስ ሃዲያ ሆሳእና ክፃወታ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)መበል 13 ሰሙን ፀወታታት ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ እንትቕፅሉ ጋንታታት ቅዱስ ጊዮርጊስ ምስ ሃዲያ ሆሳእና ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ። ክሳብ ሕዚ ብዝተገበሩ ፀወታታት ስዕረት ዘየጋጠማ ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ደረጃኣ ንምሕላውን…

ዋዕላ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ዕዉት ነይሩ-ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተሳለጠ መበል 35 ስሩዕ ዋዕላ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ዕዉት ነይሩ ክብሉ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ተዛሪቦም። ኣምባሳደር ዲና ኣብ መግለፂኦም፥ እቲ ሕብረት ትካል ምክልኻል ሕማማት ኣፍሪካ…

መበል ሻድሻይ ጉባኤ ሕብረት ኣውሮፓን ኣፍሪካን ሎሚ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ጉባኤ ሕብረት ኣውሮፓን ኣፍሪካን ሎሚ ኣብ ብራስለስ ቤልጂም ክጅምር ኢዩ። እቲ ጉባኤ ሎሚን ፅባሕን ዝካየድ እንትኸውን፥ መራሕቲ ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣውሮፓን ኣፍሪካን ክሳተፉ ኢዮም። ኣብቲ ጉባኤ እቶም መራሕቲ ልዑል ምዕባለ…