ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሓደ ሰሙን ፍሪያቱ ኣቋሪፁ ዝፀንሐ ፋብሪካ ሽኮር ፊንጫ ስራሕ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Feb 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰንኪ ፀገም ኣቕርቦት ነዳዲ ንሓደ ሰሙን ፍሪያቱ ኣቋሪፁ ዝፀንሐ ፋብሪካ ሽኮር ፊንጫ ስራሕ ከምዝጀመረ ኮርፖሬሽን ሽኮር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብ ዓመት 2 ነጥቢ 7 ሚሊየን ኩንታል ሽኮርን 20 ሚሊየን ሊትሮ ኢታኖልን ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ዘለዎ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ቀረብ ነዳዲ ኣድሂቡ ኣብ ዝተሰናደአ ሰነድ ልዝብ ይግበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ንግዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ቀረብ ነዳዲ ኣድሂቡ ኣብ ዘሰናደኦ ሰነድ ምስ መዳርግቲ ልዝብ ይገበር ኣሎ። እቲ ዘተ ምስ ዕድጊት ነዳዲ ተተሓሒዙ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብዚ ሰሙን ንዝተፈጠረ ፀገም መፍትሒ ኣንፈት ንምንባርን ኣብ ቀፃሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካን ኣውሮፓን ኣብ “ማዕቐፍ ኢንቨስትመንት ኣፍሪካ-ኣውሮፓ” ክዝቲ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Feb 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)6ይ ሓበራዊ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካን ኣውሮፓን ኣብ “ማዕቐፍ ኢንቨስትመንት ኣፍሪካ-ኣውሮፓ” ከምኡ እውን ኣብ ኣፍሪካን ካልኦት ዓለም ለኸ ዛዕባታትን ከምዝዝቲ ተገሊፁ። ሕብረት ኣውሮፕ ነቲ ጉባኤ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ኣብቲ ጉባኤ ሕብረታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ንግዲ ሰደድ ወፃኢ ቡና፣ ሻሂን ቅመማ ቅመምን 658 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Feb 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት ዓመተ 2014 ካብ ንግዲ ሰደድ ወፃኢ ቡና፣ ሻሂን ቅመማ ቅመምን 658 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ ተባሂሉ። እቲ ኣታዊ ኣብ ዝሓለፉ ሸውዓተ ኣዋርሕ ዝተረኸበ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲታት ሓፈሻዊ ጉባኤ ብምክያድን ኣድላዪ ምሕያሽ ሰነድን ብምገባር ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ንኸእትዉ ቦርድ መረፃ ኣተሓሳሲቡ Gebremariam Weldegerima Feb 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲታት ሓፈሻዊ ጉባኤ ብምክያድን ኣድላዪ ምሕያሽ ሰነድን ብምገባር ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ንኸእትዉ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣተሓሳሲቡ። እቲ ቦርድ 23 ሕዳር 2014 ዓ.ም ምስ ፓርቲታት ብዝገበሮ ምይይጥ ብኣዋጅ ቁፅሪ 1162/11ን መምርሒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ጣሊያንን ብፓርክ ኣግሮ ኢንዱስትሪን ፋሽንን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Feb 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጣሊያንን ብፓርክ ኣግሮ ኢንዱስትሪን ፋሽንን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን። ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ምስ ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ኣጎስቲዮኖ ፓሌሴ ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተዛቲዮም። መንግስቲ ኢትዮጵያ ፍርያት፣ ፅርየትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ መድረኽ ኣመራርሓን ኣባላትን ሃገራዊን ከተማዊን እዋናዊ ኩነታት ብዝግባእ ብምርዳእ ኣብ ቀፃሊ ንዝህልዉ ተልእኾታት ብብቕዓት ንምውፃእ ዝተዳለወ ከምዝኾነ… Gebremariam Weldegerima Feb 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ መድረኽ ሀንፀት ዓቕሚ ኣመራርሓን ኣባላትን ወረዳን ጣቢያን እቶም ኣመራርሓን ኣባላትን ሃገራዊን ከተማዊን እዋናዊ ኩነታት ብዝግባእ ብምርዳእ ኣብ ቀፃሊ ንዝህልዉ ተልእኾታት ብብቕዓት ንምውፃእ ዝተዳለወ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ዝሓለፉ ሰሙናት ጀሚሩ ፍርያት ሸገር ባኒ ምቕራብ ከምዘይተኸኣለ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሸገር ባኒ ንልዕሊ ሓደ ወርሒን 15 መዓልቲን ቀረብ ባኒ ከምዘቋፀ ሰራሕተኛታትን ተጠቀምቲን ሸገር ባኒ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ገሊፆም። ብፍላይ ኣብ ትሑት ብርኪ ናብራ ንዝርከቡ ክፋላት ሕብረተሰብ ቀረብ ዳቦ ምቁራፁ ንፀገም ከምዘቃለዖምን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ሰላምን ምርግጋዕን ንምምፃእ ኣዋጅ ህፁፅ ጊዘ ምልዓሉ ቅኑዕ ስጉምቲ ኢዩ-ቱርኪ Gebremariam Weldegerima Feb 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ሰላምን ምርግጋዕን ንምምፃእ ኣዋጅ ህፁፅ ጊዘ ምልዓሉ ቅኑዕ ስጉምቲ ኢዩ ከትብል ቱርኪ ገሊፃ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር፥ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ እቲ ኣዋጅ ክለዓል ምውሳኑ እታ ሃገር በእወንታ ከምእትርእዮን አትቕበሎን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘይሃድአ ፖለቲካዊ ዓውዲ ንመኽበርቲ ሕጊን ትካላት ፍትሒን ከቢድ ፈተና ኮይኑዎም – ዶ/ር ጌዲዎን ጢሞቲዎስ Gebremariam Weldegerima Feb 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዘይሃድአ ፖለቲካዊ ዓውዲ ንመኽበርቲ ሕጊን ትካላት ፍትሒን ከቢድ ፈተና ከምዝኾም ሚኒስትር ፍትሒ ዶክተር ጌዲዎን ጢሞቲዎስ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ፍትሒ እዚ ዝበሉ ኣብ ኣዳማ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ሓበራዊ መድረኽ ላዕለዎት ዓቀብቲ…