ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ዝኸውን ተወሳኺ 2 ቢሊየን ብር ድጋፍ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ(ዩ ኤስ ኤ አይ ዲ) ኣብ ኢትዮጵያ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ዝኸውን ተወሳኺ 2 ቢሊየን ብር ድጋፍ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ።
እቲ ደገፍ ኣብ ክልል ሶማሌ፣ ደቡብ፣ ኦሮሚያን ኣምሓራን ንዘለዉ ብድርቂ ዝተጎድኡ ክፋላት ሕብረተሰብ ዝውዕል ኢዩ…