ኣኼባ ማሕበር ኣፈፃምቲ ኮሚቴ ትካላት ፀረ ግዕዝይና ምብራቕ ኣፍሪካ ይካየድ ኣሎ ኣብ ኣዲስ ኣበባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 22 ኣኼባ ማሕበር ኣፈፃምቲ ኮሚቴ ትካላት ፀረ ግዕዝይና ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ።
ንሰለስተ መዓልቲ ኣብ ዝካየድ ኣኼባ ልኡኻት ኡጋንዳ፣ ሩዋንዳ፣ ደቡብ ሱዳንን ኬኒያን ከምኡ እውን ኮሚሽነራት ኮሚሽን ፀረ-ግዕዝይና…