ፈተነታት መጥቃዕቲ ሳይቨር ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ልዕሊ 96 ሚኢታዊ በፂሑ – ዶክተር ሹመቴ ግዛዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈተነታት መጥቃዕቲ ሳይቨር ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ልዕሊ 96 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ዋና ዳይሬክተር ኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ዶክተር ሹመቴ ግዛዉ ገሊፆም።
ኣብ ፌስቡክ ገፅ ዝበፅሐ መጥቃዕቲ ምስ ኣድሚናትን ኤዲተራትን እቲ ገፅ ዝተተሓሓዘ…