ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ዘህነፆ ሓድሽ ህንፃ ዋና ቤትዕዮ ሎሚ ከመርቕ እዩ Gebremariam Weldegerima Feb 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓድሽ ህንፃ ዋና ቤትዕዮ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ክምረቕ እዩ። እቲ ሓድሽ ህንፃ ዋና ቤትዕዮ እቲ ባንኪ ልዕሊ መሬት 209 ነጥቢ 15 ሜትሮ ብራኸ ዘለዎ እንትኸውን፥ ብዓል 53 ደብሪ እዩ። ኣብ ውሽጡ ድማ ናይ ቢሮ ኣገልግሎት ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ Mekoya Hailemariam Feb 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት 5፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ምህዳር ከባቢ መሰረት ዝገበሩ ዓይነታት ዘራእቲ ብስፍሓትን ፅርየትን ንክፈሪዩ ምኽኣል ውሕስነት ምግቢ ንምርግጋፅ፣ ካብ ወፃኢ ዓዲ ንዝኣቱ ፍሪያት ንምትካእን እቶት ንምድንፋዕን ወሳኒ ግደ ኣለዎ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መራኸብቲ ሓፋሽን ኣመራርሓን ንካልኣይ ዙር ምዕዋት ወፍሪ ክታበት ኮቪድ 19 ኣድላዪ ምትሕብባር ንክገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ Mekoya Hailemariam Feb 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መራኸብቲ ሓፋሽን በቢበርኩ ዘለዉ ኣመራርሓን ካብ 7 ለካቲት 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ንዝካየድ ንካልኣይ ዙር ምዕዋት ወፍሪ ክታበት ኮቪድ 19 ኣድላዪ ምትሕብባር ንክገብሩ ሚኒስቴር ጥዕና ፃውዒት ኣቕሪቡ። ሓጋዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ Mekoya Hailemariam Feb 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገርን ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ብሓባር ብምዃን መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝኾኑ ወተሃደራዊ ኣታሼታት ኣብ እዋናዊ ኩነታት ዘድሃበ መብርሂ ሂቦም። ዳይሬክተር ጄነራል ጉዳያት ጎረባብቲ ሃገራትን ኢጋድን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ Mekoya Hailemariam Feb 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት 5፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ህንፀት ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብህፁፅ ንክትዛዝም ግብፂ ክተተባብዕ ይግባኣ ክብሉ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን ገሊፆም። ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን፥ ተቐማጥነቱ ኣብ ዱባይ ምስ ዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብመንፅር ምዕዋት ብሄራዊ መድረኽ ዘተ ግደ ምሁራን ዝድህስስ መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ Mekoya Hailemariam Feb 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ብመንፅር ምዕዋት ብሄራዊ መድረኽ ዘተ ግደ ምሁራን ዝድህስስ መድረኽ ዘተ ኣብ ባህርዳር ይካየድ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ “ግደ ምሁራን ሓቛፊ ብሄራዊ መድረኽ ዘተ ኣብ ምዕዋት” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቲ…
ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ክልተ ሰሙናት ልዕሊ 110 ሚሊየን ጥማር ዕንበባ ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣጎዓዒዙ Mekoya Hailemariam Feb 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ክልተ ሰሙናት 86 በረራታት ብምክያድ ልዕሊ 110 ሚሊየን ጥማር ዕንበባ ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት ከምዘጎዓዓዘ ኣፍሊጡ። እቶም ጥማራት ዕምባባ ብዋናነት ካብ ኢትዮጵያ ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት አንተተጎዓዓዙ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃይማኖታት ዶብ መንግስቲ እንተይሓለፉ፥ መንግስቲ እውን ዶብ እምነታት እንተይሓለፈ ትካላዊ ብዝኾነ መልክዑ ክንደጋገፍ ኢና- ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃይማኖታት ዶብ መንግስቲ እንተይሓለፉ፥ መንግስቲ እውን ዶብ እምነታት እንተይሓለፈ ትካላዊ ብዝኾነ መልክዑ ክንደጋገፍ ኢና ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከነቲባ ኣባላት ቤት ምኽቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዘይሕጋዊ መገዲ ኣብ ተሽከርካሪት ተፃዒኑ እናተጓዘ ዝነበረ ልዕሊ 9 ሺሕ ጥይት ከምዝሓዘ ፖሊስ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ ኣብ ተሽከርካሪት ተፃዒኑ እናተጓዘ ዝነበረ ልዕሊ 9 ሺሕ ጥይት ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ምስ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ብዝገበሩዎ ክትትል ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዘውዓለ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ሶማሌ ክልል ዝኸፍአ ደርቂ ንዝጋጠመን 15 ወረዳታት ልዕሊ 255 ሚሊየን ብር ደገፍ ገንዘብ ይግበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2022 0 ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ክልል ዝኸፍአ ደርቂ ንዝጋጠመን 15 ወረዳታት ልዕሊ 255 ሚሊየን ብር ደገፍ ገንዘብ ይግበር ከምዘሎ ቢሮ ልምዓት ገንዘብን ኢኮኖሚን እቲ ክልል ኣፍሊጡ። እቲ ደፍ ን62 ሺሕን 336 መራሕቲ ተረባሕቲ ዝገብር ከምዝኾነን ካብ ፕሮግራም ምግቢ…