ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ብኲናት ጉድኣት ንዝበፅሖም ትካላት ትምህርቲ ዝኸውን ደገፍ ይገብሩ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት 4፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ብኲናት ጉድኣት ንዝበፅሖም ትካላት ትምህርቲ ዝኸውን ደገፍ ይገብሩ ኣለዉ።
እቲ ደገፍ፥ ጥራዝ፣ ቢሩ፣ ሓገዝቲ መፃሕፍቲን ንነበርቲ ዝኸውን ኣልባሳትን ዘካተተ ኢዩ ተባሂሉ።
እቲ ወፍሪ ደገፍ ንክልተ ሰሙናት ዝፀነሕ ከምዝኾነ…