Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

February 2022

ካብ ደቡብ ሱዳን ዝተበገሱ ዕጡቓት ዓሌት ሙርሌ ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ጋምቤላ ጥቕዓት ፈፂሞም  

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ) ኣብ ጋምቤላ ካብ ደቡብ ሱዳን ዝተበገሱ ዕጡቓት ዓሌት ሙርሌ ዶብ ጥሒሶም ብምእታው ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ዲማን ወረዳ ጎግን ጥቕዓት ከምዝፈፀሙ ቤት ፅሕፈት ፕሬስ ሴክሬታሪያት እቲ ክልል ኣፍሊጡ ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይተ ኡገቱ ኣዲንግ…

ትካላት “ንዑ ዝፈረሰ ትካል መፍረዪ ወለዶ መሊስና ንህነፅ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ስምምዕነት ምትእኽኻብ እቶት ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒሰስቴር ትምህርቲን ኢትዮ ቴሌኮምን መርሃ ግብሪ ምትእኽኻብ ንምስንዳእ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈራሪሞም። ሚኒስትር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሀኑ ነጋን ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬሕይወት ታምሩን ኢዮም እቲ ስምምዕነት ፈሪሞምዎ፡፡ እቲ…

ኣብ ፍሉይ ወረዳ ኣማሮ ዝተዓጠቑ ሓይሊታት ፀረ-ሰላም ብዘብፅሑዎ መጥቃዕቲ ህይወት 3 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ኣብ ፍሉይ ወረዳ ኣማሮ ዝተዓጠቑ ሓይሊታት ፀረ-ሰላም ኣብ ልዕሊ ተሸከርከርቲ ብዘብፅሑዎ መጥቃዕቲ ህይወት ሰለስተ ሰባት እንትሓልፍ ኣርባዕተ ሰባት ከምዝቖሰሉ ቤት ፅሕፈት ሰላምን ፀፅታን ፍሉይ ወረዳ ኣማሮ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቤት…

ህንዲ ኣብ ንግዲ፣ ኢንቨስትመንትን ልውውጥ ንግዲን ብምግባር እምንቲ መሓዛ ኢትዮጵያ ኢያ – ኣምባሳደር ትዝታ ሙሉጌታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንዲ ኣብ ንግዲ፣ ኢንቨስትመንትን ልውውጥ ንግዲን ብምግባር እምንቲ መሓዛ ኢትዮጵያ ከምዝኾነት ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲ ትዝታ ሙሉጌታ ገሊፀን። ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲ ምስ ፌዴሬሽናት ኣቢያተ ምኽሪ ንግዲን ኢንዱስትሪን እታ ሃገር…

ክልል ኦሮሚያ ንክልል ኣምሓራ ናይ 100 ሚሊዮን ብር ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኦሮሚያ ኣብ ክልል ኣምሓራ ብሰንኪ ኲናት ንዝተጎድኡ ወገናት ዝኸውን ናይ 100 ሚሊዮን ብር ደገፍ ገይሩ። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ናብ ባህርዳር ምምርሖም ምፅብፃብና ይዝከር። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ክልል…

ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሳልሳይ ዘበነ ስራሕ ቀዳማይ ስሩዕ ጉባኤ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ክዛተ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ናብ ባህርዳር ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ናብ ባህርዳር ኣምሪሖም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ በላይ ዘለቀ እንትበፅሑ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኣቀባብላ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልእኽቲ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልእኽቲ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዶክተር ኣኔታ ዌበር ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ ኣብቲ እዋን ዘተ፤ ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት…

ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ብኲናት ዝተጎድኡ ከባቢታት ብናውቲ መሊስካ ንምህናፅ ሓገዝ ንምግባር ምስ ዩኒሴፍ ተስማዕሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ብኲናት ዝተጎድኡ ከባቢታት ብናውቲን መሊስካ ህንፀትን ሓገዝ ንምግባር ምስ ዩኒሴፍ ኢትዮጵያ ተስማዕሚዑ። ሚኒስትር ዲኤታ እቲ ሚኒትር ወይዘሮ አለሚቱ ኡሞድን ዳይሬክተር ኢንስፔክሽንን ኣገልግሎት ሓገዝ ህፃናትን ምስ…

ቻይና ኣብ ሰሜን ኢትዮጰያ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝኸውን ልዕሊ 2 ሺህ ቶን ሰብአዊ ሓገዝ ሂባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ቻይና ኣብ ሰሜን ኢትዮጰያ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝኸውን 2 ሺህን 160 ቶን ሰብአዊ ሓገዝ ሂቡ። ኤምባሲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ ከምዝበሎ፥ እቶም ዜጋታት ንዝኸፍአ ፀገም ንከይቃልዑ ዘድሊ ህፁፅ…