Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

February 2022

ኣብ ክልል ዓፋር ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ይመዛበሉ ንዘለዉ ዜጋታት ህፁፅ መፍትሒ የድሊ-ቀዋሚ ኮሚቴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ይመዛበሉ ንዘለዉ ዜጋታት ህፁፅ መፍትሒ የድሊ ክብል ቀዋሚ ኮሚቴ ርክብ ወፃኢን ጉዳያት ሰላምን ባህቶ ወከልቲ ህዝቢ ገሊፁ። ብዶክተር ዲማ ነገዎ ዝተመርሐ እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ዝገበሮ ዑደት፥…

ክልል ኦሮሚያ ንክልል ሶማሌ ሓገዝ 50 ሚሊየን ብር ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ክልል ሶማሌ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ዝውዕል ሓገዝ 50 ሚሊየን ብር ገይሩ። እቲ ሓገዝ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ንርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ…

ኢራን ሓዱሽ ናይ ነዊሕ ርሕቐት ሚሳኤል ዕላዊ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኢራን ኬይባር ሼይካን ዝተብሃለ ሓዱሽ ናይ ነዊሕ ርሕቐት ሚሳኤል ዕላዊ ምግባራ ኣፍሊጣ። እቲ ሚሳኤል፥ ዋና ኣዛዚ ሓይሊታት ጦር ኢራን ሜጀር ጀነራል መሓመድ ባገሪን ካልኦት ወታደራዊ መራሕቲን ኣብ ዝተረኸቡሉ ኢዩ ዕላዊ ኮይኑ፡፡ 1 ሺሕን 500…

ብኲናት ዝተሃሰያ ከተማታት ብዘላቕነት እግሪ ንምትካል ብትኹረት ከምዝስራሕ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ብኲናት ዝተሃሰያ ከተማታት ብዘላቕነት እግሪ ንምትካል ብትኹረት ከምዝስራሕ ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ገሊፁ። ብኲናት ዝተጎድኡ ከባቢታት ኩነታት ምልማዕ መፅለሊ ኣባይቲ ብዝምልከት ምስ ዩ ኤን ሃቢታትን መዳርግቲ ኣካላትን ናይ ሓባር መድረኽ…

ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ቤኒንሻንጉል ጉሙዝን ኣምሓራን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣድሂቦም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ቤኒንሻንጉል ጉሙዝን ኣምሓራን ኣይተ ኣሻዲሊ ሓሰንን ዶክተር ይልቃል ከፋለን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣድሂቦም ተዛቲዮም። ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን፥ “ህዝቢታት ክልላት ቤኒንሻንጉልን ኣምሓራን ኣብ ዝሓለፉ እዋናት ኣብ ኩለመዳይ ሓበራዊ…

ኣብ ምፅዋር ድርቂን ምምሕያሽ ዘላቒ ናብራ ሰበኽ ሳግምን ዘድሀበ ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሚኒስቴር ሕርሻ ፕሮግራም ዘላቒ ምምሕያሽ ናብራ ሰበኽ ሳግምን ምፅዋር ድርቂን ዝተሰርሑ ስራሕቲ ገምጋም ኣፈጻፅማ 6 ወርሒ ተኻይዱ። መተሓባበሪ እቲ ፕሮግራም ኣይተ ጀማል ኣሊዪ፥ ፍርያትን ፍርያታውነትን ከምኡ እውን ሜላ ኣነባብራ ሰበኽ ሳግም…

ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ጅግጅጋ ኣምሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ጅግጅጋ ኣምሪሑ። እቶም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኣብቲ መዕርፎ ነፈርቲ እንትበፅሑ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሱማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሃመድን ዝተፈላለዩ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መነግስቲን…

ኣብ ክልል ደቡብ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ዝተመዝገበ ቁፅሪ ሕሙማት ዓሶ ብ23 ሚኢታዊ ወሲኹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ዝተመዝገበ ቁፅሪ ሕሙማት ዓሶ ብ23 ሚኢታዊ ወሲኹ ክብል ቢሮ ጥዕና እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ሓላፊ ዓውዲ ፕሮግራምን ምክትል ሓላፊ እቲ ቢሮን ኣይተ መና መኩሪያ ፥ ምስ ኣገልግሎት ወሊድ በዝተተሓሓዘ 80 ሚኢታዊ…

ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ስሩዕ ጉባኤኡ ፅባሕ ከሳልጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሳልሳይ ዘበነ ስራሕ ቀዳማይ ስሩዕ ጉባኤኡ ፅባሕ ከሳልጥ ኢዩ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ክዛተ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…

ምክትል ዋና ፀሓፊት ውሕመ ኣሚና መሓመድ ኣብ ኢትዮጵያ ዝገበረኦ ፃንሒት መሕዘኒ መልክዕ እቲ ኲናት ከምዘርአየን ተዛሪበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ዋና ፀሓፊት ውድብ ሕሕቡራት መንግስታት ኣሚና መሓመድ ኣብ ኢትዮጵያ ዝገበረኦ ፃንሒት መሕዘኒ መልክዕ እቲ ኲናት ከምዘርአየን ተዛሪበን። ኣብ ኢትዮጵያ ዝገበረኦ ፃንሒት ስዒቡ ሎሚ መዓልቲ ጋዜጣዊ መግለፂ ዝሃባ እተን ምክትል ዋና ፀሓፊት፥…