Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

February 2022

ክልል ኦሮሚያ ንክልል ዓፋር ሓገዝ 50 ሚሊየን ብር ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ክልል ኦሮሚያ ንክልል ዓፋር ሓገዝ 50 ሚሊየን ብር ገይሩ። እቲ ሓገዝ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ንርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ኣረኪቦምዎም፡፡ ብዓሊሹም ባህሪ…

ኣብ ወረዳ መተማ ወዲ 6 ዓመት ህፃን ዝዓገቱ ውልቀ ሰባት ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምዕራብ ጎንደር ወረዳ መተማ ጣቢያ ዲቢኮ ወዲ 6 ዓመት ህፃን ዝዓገቱ ኣርባዕተ ውልቀ ሰባት ኣብ ቁፅፅር ምውዓሎም ቤት ፅሕፈት ፀፅታን ድሕንነትን እቲ ወረዳ ኣፍሊጡ። ኣመራርሓ ጋንታ ሽምቕ ምምሕዳር ወረዳ መተማ ሓለቓ ፶ ባየ ደጉ፥ ምስ…

ሚኒስትር ትምህርቲ ኣብ ዓውዲ ሳይንስን ትምህርቲን ምትሕብባር ኢትዮ-ሩሲያ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ብምድሃብ ምስ ኣምባሳደር እታ ሃገር ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ምስ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢቭጌት ተረኪን ተዛቲዮም። ዘተኦም ድማ ኣብ ዓውዲ ሳይንስን ትምህርቲን ምትሕብባር ኢትዮ-ሩሲያ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ዘድጀሃበ ኢዩ፡፡ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ኣብ…

መበል 12 ሰሙን ፀወታታት ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ክጅምሩ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)መበል 12 ሰሙን ፀወታታት ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ክጅምሩ ኢዮም። ብመሰረት እዚ ድማ ጋንታ ፋሲል ከነማን ኣዳማ ከተማን ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 10 ፀወተአን ከካይዳ ኢየን፡፡ ሻምጲዮና ዝሓለፈ ዓመት ጋንታ…

ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢን ምክትል ዋና ፀሓፊት ውሕመን ብጉጅለ ራዕዲ ጉድኣት ዝበፅሖም ህፃናት ሓቲተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴን ምክትል ዋና ፀሓፊት ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኣሚና መሓመድን ኣብ ዱብቲ ሆስፒታል ዘለዉ ብጉጅለ ራዕዲ ጉድኣት ዝበፅሖም ህፃናት ሓቲተን። እቶም ህፃናት ካብ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝተተኮሰ ከቢድ…

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ውሕመ ንህዝቢ እቲ ክልል ሓገዝ ንኽገብር ፀዊዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ውሕቡራት መንግስታት ሓዊሱ ካልኦት ዓለም ለኸ ገበርቲ ሰናይ ትካላት በቢእዋኑ ኲናት እናተኸፈተሉ ንዝርከብ ህዝቢ ዓፋር ሓገዝ ንኽገብሩ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ብፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ፣ ምክትል…

ህወሓት ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ 1 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ዕንወት ኣብፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ልዕሊ 1 ነጥቢ 644 ቢሊየን ብር ዕንወት ከምዘብፀሐ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ኮሙኒኬሽን ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ሞገስ መኮንን፥ እቲ…

ኣብ ዓለም ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም ካብ 400 ሚሊየን ዛይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ዓለም ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም ካብ 400 ሚሊየን ዛይዱ። ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ካብ ዝውላዕ ጀሚሩ ኣብ መላእ ዓለም ኣብ ማሕበራዊ፣ ኢኮኖሚያዊን ፖለቲካዊን ጉዳያት ኩለመዳይ ፅዕንቶ እናሕደረ ይርከብ፡፡ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ…

ኣብ ኢትዮጵያ 10 ሚሊየን ሰባት ክታበት ኮቪድ-19 ከምዝወሰዱ ሚኒሰስቴር ጥዕና ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ክሳብ ሕዚ 10 ሚሊየን ሰባት ክታበት ኮቪድ-19 ከምዝወሰዱ ኣብ ሚኒሰስቴር ጥዕና ዋና ኣተሓባባሪ ግብረ ሓይሊ ኮቪድ ዶክተር መብራቱ ማሴቦ ገሊፆም። 10 ሚሊየን ዝኾ ዜጋታት ከምዝተኸተቡ ዝገለፁ እቶም መተሓባበሪ፥ ኣብ ቀፃሊ ወፍሪ…

ኣብ ኲናት ኢኮኖሚ ንምምሕያሽን ናህጀሪ ዋጋ ንክረጋጋዕን ማሕበራት ሕብረት ስራሕ ምጥንኻር ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኲናት ኢኮኖሚ ንምምሕያሽን ናህጀሪ ዋጋ ንክረጋጋዕን ማሕበራት ሕብረት ስራሕ ምጥንኻር ከምዝግባእ ተገሊፁ። ”ዕዳጋ ሕብረት ስራሕ ንሰላምን ዝተረጋገዐ ዕዳጋን” ብዝብል መሪሕ ቃል መበል ታሽዓይ ኤግዚብሽንን ባዛርን ይካየድ ኣሎ። እቲ መርሃ…