Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

February 2022

ኣይተ መላኩ ኣለበል ምስ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ናይጄሪያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ምስ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ናይጄሪያ ተዛቲዮም፡፡ እቲ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ኢትዮጵያ ዝመፅአ ካብ ዝተዋደደ ፓርክ ኣግሮ ኢንዱስትሪ ልምዲ ንምውሳድ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣይተ መላኩ ኣብቲ እዋን ዘተ ከምዝበሉዎ፥…

ዳያስፖራ ናብ ሃገር ምምፅኡ ኣብ ዓውዲ ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ልዑል ዓወት ተረኺቡሉ ኢዩ – ኤጀንሲ ዳያስፖራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳያስፖራ ናብ ሃገር ምምፅኡ ኣብ ዓውዲ ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ልዑል ዓወት ከምዝተረኸበሉ ምክትል ዋና ዳይሬክተር ኤጀንሲ ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ዶክተር መሓመድ እንድሪስ ገሊፆም። ዳያስፖራታት ናብ ሃገር ምምፅኡ ሕድሕድ ምፍላጥ ንኽህሉን ኣምባሳደር ሃገሮም…

ሃገራዊት ጋንታ ሴኔጋል ተዓዋቲት ፅዋዕ ኣፍሪካ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2014 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ሴኔጋል ኣብ መበል 33 ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ሻምፒዮን ኮይና። ሃገራውያን ጋንታታት ሴኔጋልን ግብፅ ዘራኸበ ውድድር ፍፃመ ፅዋዕ ኣፍሪካ፥ ኣብ ስሩዕን ተወሳኺ ሰዓትን ብርቱ ንሕን ሽቶ ክምዝገብ ስለዘይከኣል ብመፍለዪ ፍፁም ቅላዕ…

ፕሬዚዳንት ሴራሊዮን ዋና ቤት ዕዮ ኤጀንሲ ኢንፎርሜሽን መረብ ደሕንነት ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሴራሊዮን ጁሊየስ ማዳ ባዮን ጉጅለ ልኡኾምን ዋና ቤት ዕዮ ኤጀንሲ ኢንፎርሜሽን መረብ ደሕንነት ዑደት ገይሮም። ዳይሬክተር ዶክተር እቲ ኤጀንሲ ዶክተር ሹመቴ ግዛው ነቶም ዑደተኛታት እቲ ትካል ኣብ ክሊ ዝሰርሖም ስራሕቲ መብርሂ ሂቦም።…

ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ልዕሊ 15 ሚሊየን ብር ዝግመት ድጋፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ብምኽኒያት ድርቂ ኣብ ቦሮናን ዞባ ምብራቕ ጎጂን ንዝተጎድኡ ወገናት ልዕሊ 15 ሚሊየን ብር ዝግመት ድጋፍ ገይሩ። እቲ ደገፍ ምግቢ እንስሳትን ሽሩጭን ኢዩ ተባሂሉ። ነቲ ደገፍ ኣበገዳታትን ዓበይቲ ዓዲን ኣብ መስቀል…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ኖርዌይ መዘነኦም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኖርዌይ ጆናስ ጋህርስቶር ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ እቲ ዘተ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ርክብ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ውፅኢታዊ ዘተ ቴሌፎን ከምዝገበሩ ገሊፆም። ቀዳማይ…

ናርዶስ በቀለ ፈላመይቲ ጓል ኣንስተይቲ ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኤጀንሲ ልምዓት ሕብረት ኣፍሪካ ኮይነን ተሸይመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ንናርዶስ በቀለ ፈላመይቲ ጓል ኣንስተይቲ ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኤጀንሲ ልምዓት ሕብረት ኣፍሪካ (ኔፓድ) ኮይነን ተሸይመን። መበል 35 ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ናይ ትማሊ ውዕሉኡ ንኢትዮጵያዊት ናርዶስ በቀለ ዋና ፈፃሚት ስራ እቲ ኤጀንሲ…

ብፕሬዝዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ጅግጅጋ ኣትዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሬዝዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ዝተመርሐን ምክትል ዋና ዳይሬክተር ውድብ ሕቡራትመንግስታት አሚና መሓመድ ዘካተተን ላዕለዋይ ልኡኽ ጅግጅጋ ኣትዩ። እቲ ልኡኽ ኣብ ጂግጂጋ እንትበፅሕ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድን ካልኦት ላዕለዎት…

መበል 35 ስሩዕ ዋዕላ መራሕቲ ሕብረት ኣፍርካ ብዕውት ኩነታት ተዛዚሙ ኣብቲ ዋዕላ ዝተሳተፉ መራሕቲ ብሰላም ናብ ሃገሮም ተመሊሶም-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን…

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 35 ስሩዕ ዋዕላ መራሕቲ ሕብረት ኣፍርካ ብዕውት ኩነታት ተዛዚሙ ኣብቲ ዋዕላ ዝተሳተፉ መራሕቲ ብሰላም ናብ ሃገሮም ተመሊሶም ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ለበዳ ኮቪድ 19 ድሕሪ ምግጣሙ ንመፈለምታ እዋን ኣብ ሓደ ኣዳራሽ…

ብኲናትን ጎንፂን ዝዓነዉን ዝተጎድኡን ኣብያተ ትምህርቲ መሊስካ ንምፅጋንን ብርኪ ፅሬት ኣቢያተ ትምህርቲ ንምምሕያሽን ልዕሊ 100 ቢሊየን ብር ከምዘድሊ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብኲናትን ብዝተፈላለዩ ጎንፂን ዝዓነዉን ዝተጎድኡን ኣብያተ ትምህርቲ መሊስካ ንምፅጋንን ብርኪ ፅሬት ኣብያተ ትምህርቲ ንምሕላውን ልዕሊ 100 ቢሊየን ብር ከምዘድሊ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ…