Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

February 2022

ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ካብ ዘለዋ 10 ዝበለፃ ሃገራት ኢንቨስትመንት ሓንቲ ብምዃን ተሓሪያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ 2022 ኣብ ኣፍሪካ ካብ ዘለዋ 10 ዝበለፃ ከባቢታት ኢንቨስትመንት ሓንቲ ብምዃን ተሓሪያ። ዓቕሚን ዕድላትን ኢንቨስትመንት ካብ ዘለወንን ኣብ ዓመተ 2022 ኢንቨስት ንምግባር ተመረፅቲ ካብ ዝኾናን ሃገራት፥ ኢትዮጵያ ሓንቲ ከምዝኾነት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንት ቡሩንዲ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ቡሩንዲ ጀነራል ኤቫሪስቴ ዳይሺሚዬ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ምጥንኻር ክልቲኣዊ ርክብን ምትሕብባርን ዘድሃበ ከመዝኾነ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ገሊፆም። ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣…

ኣብዚ ዓመት 400 ግልጋሎታት መንግስቲ ብኦንላይን ንምሃብ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ 2014 ዓ.ም 400 ኣገልግሎታት መንግስቲ ብኦንላይን ንምሃብ ይስራሕ ከምዘሎ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ገሊፁ። ኣብ ቲ ሚኒስቴር ብዝማዕበሉ መተግበሪታት ዝወሃቡ 168 ኣገልግሎታት ብኦንላይን ይወሃቡ ኣለዉ። ሚኒስትር ዴኤታ ኢኖቬሽንን…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ መበል 35 ስሩዕ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ምስ ዝተሳተፉ ዝተፈላለዩ መራሕቲ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣2014 (ኤፍ ቢሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ መበል 35 ስሩዕ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ምስ ዝተሳተፉ ዝተፈላለዩ መራሕቲ ክልቲኣዊ ዘተ ኣሳሊጠን። እተል ፕሬዚዳንት ምስ ፕሬዚዳንት ኬኒያ ኡሁሩ ኬንያታ፣ ፕሬዚዳንት ጅቡቲውን ኢስማኤል ኦማር ጌሌን ፕሬዚዳንት…

ከንቲባ ኣዳነች ዋዕላ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ዕዉት ብዝኾነ ኩነታት ንክዛዘም ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት አመስጊነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ )ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ መበል 35 ስሩዕ ዋዕላ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ዕዉት ብዝኾነ ኩነታት ንክዛዘም ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት አመስጊነን። “እቲ ዋዕላ ዕውት በዝኾነ ኩነታት ንክዛዘም መላእ ነበርቲ ከተማና…

ፕሬዚዳንት ሴኔጋልን ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን ማኪ ሳልን ሓዊሱ ዝተፈላለዩ መራሕቲ ሕብረት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንክልተ መዓልታት ኣብ መበል 35 ስሩዕ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ዝመርሑ ፕሬዚዳንት ሴኔጋልን ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን ማኪ ሳልን ሓዊሱ ዝተፈላለዩ መራሕቲ ሕብረት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ነቶም ፕሬዚዳንት ሚኒስቴር መስኖን ከባቢታት ቆላን…

ቀ/ሚ ኣቢይ ዋዕላ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብሰላም ንክዛዘም ኣስተዋኦ ንዝገበሩ ኩሎም አመስጊኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዋዕላ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብሰላምን ዕዉት ብዝኾነ ኩነታትን ንክዛዘም ኣስተዋኦ ንዝገበሩ ኩሎም አመስጊኖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ጉባኤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ…

ማሕበረሰብ ዓለም ንሰላምን ልምዓትን ኣፍሪካ ኣድላዪ ድጋፍ ክገብር ይግባእ – ሙሳ ፋኪ ማህመት

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበረሰብ ዓለም ንሰላምን ልምዓትን ኣፍሪካ ኣድላዪ ድጋፍ ክገብር ይግባእ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማህመት ገሊፆም። እቶም ኣቦ መንበር ኣብ መኽፈቲ ስሩዕ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ዘስምዕዎ መደረ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ…

ሕብረት ኣፍሪካውያን ኣሕዋትን ኣሓትን እንተዘይህሉ ከም ሃገር ኣብ ሓደጋ ክንወድቕ ነይርና- ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሕብረት ኣፍሪካውያን ኣሕዋትን ኣሓትን እንተዘይህሉ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ብምኽኒያት ዘጋጠማ ፀገም ከም ሃገር ኣብ ሓደጋ ክንወድቕ ነይርና ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሎሚ ኣብ…

መበል 35 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 35 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ምስላጥ ጀሚሩ። መራሕቲ ኣባል ሕብረት ኣፍሪካ ኣብቲ ጉባኤ ንምስታፍ ሎሚ ንጎሆ ሓዊሱ ኣብ ዝሓለፉ መዓልታት እናኣተዉ ፀኒሖም ኢዮም። እቲ ጉባኤ፥ “ዓቕሚ ስርዓተ ምግቢ ኣህጉር ኣፍሪካ ምህናፅ፣…