ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 1 ሺሕን 127 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Desta Jun 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)1 ሺሕን 127 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ሎሚ መዓልቲ ተመሊሶም። ካብ መንጎ እቶም ተመለስቲ እቶም ሽዱሽተ ህፃናት ከመዘኾኑ ተሓቢሩ። እቶም ተመለስቲ ዘድሊ ክንክንን ሓገዝን ብምግባር ናብ ዝተዳለወሎም መዕረፊ ማእኸላት ክኣትዉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዩንቨርስቲታት ተመሳሳሊ ትሕዝቶ ሃሊዩዎም ዝተፈላለየ መፀውዒ ዝሓዙ ዓውዲታት ትምህርቲ ስያመኦም ክስተኻኸል ከምዝግባእ ተገሊፁ Desta Jun 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዩንቨርስቲታት ተመሳሳሊ ትሕዝቶ ሃሊዩዎም ዝተፈላለየ መፀውዒ ዝሓዙ ዓውዲታት ትምህርቲ ስያመኦም ክስተኻኸል ከምዝግባእ ሚኒስቴር ትምህርቲ ገሊፁ። ዩኒቨርሲቲ ወላይታ ሶዶ ምስ ሚኒስቴር ትምህርቲ ብምትሕብባር መስተኻኸሊ ስያመ ፕሮግራም ቅድመ ምረቓ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታት ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ዘሎ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ንክቕፅል ተሓቲቱ Desta Jun 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣10 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታት ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ዘሎ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ንክቕፅል በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ታኒዛኒያ ሽብሩ ማሞ ሓቲቶም። ኣምባሳደር ሽብሩ ማሞ ምስ ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታት ታኒዛኒያ ዶክተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ ደገፍ 405 ሚሊየን ዶላር ገይሩ Desta Jun 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ ደገፍ 405 ሚሊየን ዶላር ገይሩ። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ሚኒሰተር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ዳይሬክተር ግሩብ ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ኦስማን ዲዮን ክታሞም ኣምቢረሙሉ። ካብቲ ድምር ደገስ እቲ 195 ሚሊየን ለበዳ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ከይዲ ህንፀት መዕርፎ ነፈርቲ ወላይታ ሶዶ ዑደት ገይሮም Desta Jun 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ክልል ደቡብ ወላይታ ሶዶ ኣምሪሖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብቲ ከባቢ እንትበፅሑ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ እርስቱ ይርዳውን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ኣቀባብላ ገይረሙሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር…
ቢዝነስ ወ/ሮ ሙፈሪሃት ምስ ልኡኻት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ተዛቲየን Desta Jun 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወ/ሮ ሙፈሪሃት ምስ ልኡኻት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ተዛቲየን። እቲ ዘተ ምስቲ ባንኪ ምስ ዝስርሑ ተግባራትን ተመሳሰልቲ ዛዕባታተን ደገፍ ፋይናነስ ኣብ ዝግበረሉ ኩነታት ጠሚቱ ኢዩ ተኻይዱ። ወ/ሮ ሙፈሪሃት ኣብ ማሕበራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ኢንዱስትሪ ፊልሚ ብምስፋሕ ዝያዳ ናይ ስራሕ ዕድልን ናይ እቶት ዕድላትን ምፍጣር የድሊ – ዶ/ር ሙላቱ ተሾመ Desta Jun 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣10 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ኢንዱስትሪ ፊልም ምስፋሕን ኣብቲ ክልል ዝያዳ ዕድል ስራሕን እቶትን ምፍጣር ከምዘድሊ ነበር ፕሬዚዳንት ፌደራል ዴሞክራሲያዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያ ዶክተር ሙላቱ ተሾመ ገሊፆም። ዶክተር ሙላቱ ነዚ ዝገለፁ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓቕሚ ኣመራርሓ ትካላት ፈትሒን ሕጊን ንምጉልባት ዝዓለመ መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ Desta Jun 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲቲዩት ሕጊን ፍትሒን ፌዴራል ዓቕሚ ኣመራርሓ ትካላት ፈትሒን ሕጊን ንምጉልባት ዝዓለመ መድረኽ ዘተ የካይድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ፥ ላዕለዎት ኣመራርሓ ላዕዋይ ቤት ፍርዲ፣ ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን፣ ዓቀብቲ ሕጊን ካልኦት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ህዝባዊ ሰራዊት ዝምረሐሉ ሓዱሽ ደንቢን ረቂቕ መምርሒን ከምዝተሰናድአ ተገሊፁ Desta Jun 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ህዝባዊ ሰራዊት ዝምረሐሉ ሓዱሽ ደንቢን ረቂቕ መምርሒን ከምዝተሰናድአ ቢሮ ሰላምን ፀፅታን እታ ከተማ ገሊፁ። ምክትል ሓላፊት እቲ ቢሮ ወ/ሮ ሊዲያ ግርማ፥ ኣብ 11 ክፍለ ከተማታት ዝርከቡ ልዕሊ 246 ሺሕ ኣባላት ሀዝባዊ ሰራዊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽነራት ሃገራዊ ዘተ ምስ ርእሰ ምምሕዳርን ኣባላት ካቢኔን ከልል ሲዳማ ይዛተዩ ኣለዉ Desta Jun 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነራት ሃገራዊ ዘተ ምስ ርእሰ ምምሕዳርን ኣባላት ካቢኔን ከልል ሲዳማ ይዛተዩ ኣለዉ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ኣካቢ እቲ ኮሚሽን ፕሮፌሰር መስፍን አርአያ ሓዊሱ ካልኦት ኣባላት ኮሚሽን ተረኺቦም። ፕሮፌሰር መስፍን ኣርአያ÷ እቲ ኮሚሽን ድሕሪ…