Fana: At a Speed of Life!

ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ብሕልፈት ህይወት ላጲሶ ጌ’ዴሌቦ (ፕ/ር) ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ብሕልፈት ህይወት ላጲሶ ጌ’ዴሌቦ (ፕ/ር) ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ህቡብ ናይ ታሪክ ምሁር ላዺሶ ጌ’ዴሌቦ (ፕ/ር) ብሕክምና ክሕገዙ…

ንላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ክወሃብ ዝፀንሐ ስልጠና ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ክወሃብ ዝፀንሐ ስልጠና ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲን ቀደማይ ሚኒስትርን ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ብዝሃብዎ መምርሒ ስራሕ ተዛዚሙ። ናይቲ ፓርቲ ም/ፕሬዚዳንትን ሓላፊ ዋና ቤት ፅሕፈትን ኣይተ ኣደም ፋራህ ከምዝበልዎ÷…

ድርቂ ዝፃወሩን ዝሓሸ ፍሪያት ዝህቡን ሃገራዊ ዓሌታት ስርናይ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ድርቂ ዝፃወሩን ዝሓሸ ፍሪያት ዝህቡን ሃገራዊ ዓሌታት ስርናይ ንምምዝጋብ ይስራሕ ኣሎ ኢሉ ኢንስቲትዩት ብዝሃ ህይወት ኢትዮጵያ። መራሒ ምርምር ኣዝርእትን ሆርቲካልቸርን ውብሸት ተሾመ ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ፥ ኣስታት 80 ካብ ዝኾኑ ዓሌታት…

ብሓደጋ ምጥሓል ጀልባ ዝጠፍኡ ብኣማኢቲ ዝቑፀሩ ሰባት ንምድሓን ፃዕሪ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዶብ  ማሌዢያን ታይላንድን ብሓደጋ ምጥሓል ጀልባ ዝጠፍኡ ብኣማኢቲ ዝቑፀሩ ሰባት ንምድሓን ፃዕሪ ይግበር ኣሎ። መበገሲኦም ካብ ማይናማር ከተማ ቡቲዳንግ ዝገበሩ ኣስታት 300 ሰባት ኣብቲ  ዶብ እንትበፅሑ ናብ ካልኦት ሰለስተ  ማእኸለዎት …

ኢትዮጵያ ኣብ ዩኔስኮ ኣባል ቦርድ ፈፃሚ ስራሕ ብምዃን ተመሪፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዩኔስኮ ኣባል ቦርድ ፈፃሚ ስራሕ ብምዃን ተመሪፃ። ኣብ ኡዝበኪስታን ሳማርካንድ ይካየድ ኣብ ዘሎ መበል 43 ሓፈሻዊ ጉባኤ ኢያ ተመሪፃ። እቲ ቦርድ 53 ኣባል ሃገራት ዝሓዘ እንትኸውነ፥ ኢትዮጵያ ክሳብ 2029 ዓ.ም.ፈ ኣባል…

ሐዚ ዘሎ ዕድል ካብ እነበላሹ ብምትሕብባር እንተሰሪሕና ናይናን ደቅናን ፅባሕ ዝማዕረገ ይኸውን-ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሐዚ ዘሎ ዕድል ካብ እነበላሹ ብምትሕብባር እንተሰሪሕና ናይናን ደቅናን ፅባሕ ዝማዕረገ ይኸውን ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ዝተሓደሰ ቀፅሪ ኣብያተ…

ሰሜን ኮሪያ ባላስቲክ ሚሳኤል ኣወንጪፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ  ዶናልድ ትራምፕ ምስ ፕሬዚዳንት ሰሜን ኮሪያ ኪም ጆንግ ኡን ንምርኻብ ደልዊ ከምዝኾኑ ድሕሪ ምግላፆም ኣብ ውሽጢ ሰዓታት ሰሜን ኮሪያ ባላስቲክ ሚሳኤል ኣወንጪፋ። ሰሜን ኮሪያ ነቲ ባላስቲክ ሚሳኤል ናብ ምብራቕ ወሰን ባሕሪ…

ኣብ ጎንደር ዝተጀመረ ልምዓት ኮሪደር ነታ ከተማ ዳግማይ ንምውላድ ኣብ ሕርሲ ከምዘላ ዘርእይ ኢዩ-  ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ጎንደር ዝተጀመረ ልምዓት ኮሪደር ነታ ከተማ ዳግማይ ንምውላድ ኣብ ሕርሲ ከምዘላ ዘርእይ ኢዩ ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ዝተሓደሰ ቀፅሪ…

ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ክልል ኦሮሚያ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ክልል ኦሮሚያ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ኣካይዶም። እቶም ኣመራርሓታት ኣብ ዝሓለፉ 10 መዓልታት ኣብ ከተማ ኣዳማ ስልጠና ክወስዱ ቀኒዮም ኢዮም። እቶም ሰልጠንቲ ሎሚ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምብራቕ ሸዋ…