ኢትዮጵያ ምስ ቱርክ ዘለዋ ርክብ ብዝበለፀ ኣጠናኪራ ክትቅፅል ኢያ-ኣምባሳደር ተስፋዬ ይልማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ቱርክ ዘለዋ ርክብ ብዝበለፀ ኣጠናኪራ ክትቅፅል ኢያ ክብሉ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ተስፋዬ ይልማ ገሊፆም።
ኣምባሳደር ተስፋዬ ምስ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪ ዳይሬክቶሬት ጀኔራል ምብራቕን ደቡብን…