ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተመሓየሸ ፖሊሲ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ናብ ስራሕ ኣቲዩ Desta Jun 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተመሓየሸ ፖሊሲ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ናብ ስራሕ ኣቲዩ። እቲ ፖሊሲ ሸቶታተ፣ ፈጠራ ዕድል ስራሕ፣ ምርካብ ሸርፊ ወፃኢ፣ ምስሳን ሃገራዊ ፍሪያት፣ ሓዱሽ ሃፍቲ ምፍጣርን መመሓየሺ ሃገር ቦቆል ኢኮኖሚ ዝሓዘ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ሚኒስትር…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቤት ምኽሪ ኣሜሪካ በንቢ ቁፅፅር ኣፅዋር ኲናት ኣመሓይሹ Desta Jun 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ኣሜሪካ በንቢ ቁፅፅር ኣፅዋር ኲናት ኣመሓይሹ። እቲ ዝተመሓየሸ ደንቢ፥ “ደቅና ንምሕላው ዝወፅአ ደንቢ” ብዝብል ዝተሰናድአ ከምዝኾነ ገሊፁ። ከም ፀብፃብ ሲ ኤን ኤን፥ ኣብቲ ዝርዝር ደንቢ ሰባት ኣፅዋር ምግዛእ ዝኽእልሉ ዕድመኦም ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ክልቲኣዊ ርክበን ብዝበለፀ ከምዝጠናኸር ዘለዎም እምነት ገሊፆም Desta Jun 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ክልቲኣዊ ርክበን ብዝበለፀ ከምዝጠናኸር ዘለዎም እምነት ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ በዓለ ሹመት ሓዱሽ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሃሰን ሼህ ሞሃመድ ተረኺቦም ኣበ ዝገበርዎ መደረ፥ ኣብ ሶማሊያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ፈንድ ልምዓት ግብርና ኣብ ልምዓት ኢትዮጵያ ዘለዎ ተሳትፎ ኣጣናኺሩ ንክቕፅል ተሓቲቱ Desta Jun 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ፈንድ ልምዓት ግብርና ኣብ ልምዓት ኢትዮጵያ ዘለዎ ተሳትፎ ኣጣናኺሩ ንክቕፅል ሚንስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰው ሓቲተን። እተን ሚኒስትር ዴኤታ ብምክትል ፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ፈንድ ልምዓት ግብርናን ሓላፊ ዲፓርትመንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ማሕበረሰብ ዓለም ትኹረት ይሃበና” ክብሉ ተመዛበልቲ ራያን ኣላማጣን ሓቲቶም Desta Jun 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)“ማሕበረሰብ ዓለም ትኹረት ይሃበና” ክብሉ ተመዛበልቲ ራያን ኣላማጣን ሓቲቶም። ብምኽኒያት ወራርን ግፍዕን ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተመዛበሉ ልዕሊ 28 ሺሕ ዜጋታት ኣብ ዞባ ሰሜን ወሎ ኣብ ዝርከለብ ጃራ ዝተብሃለ መዓስከር ተመዛበልቲ ይርከቡ። እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀገም መንበሪ ኣባይቲ ነበርቲ ንምቕራፍ ዘኽእሉ ዝተፈላለዩ ኣማራፅታት ይናደዩ ከምዘለዉ ተገሊፁ Desta Jun 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀገም መንበሪ ኣባይቲ ነበርቲ ንምቕራፍ ዘኽእሉ ዝተፈላለዩ ኣማራፅታት ይናደዩ ከምዘለዉ ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ገሊፁ። ሚኒስትር ወይዘሮ ጫልቱ ሳኒ ኣፈፃፅማ መደባት እቲ ሚኒስቴር ናብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣቕሪበን። እተን ሚኒስተር ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ በዓለ ሹመት ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ ሞሃመድ ንምርካብ ናብ ሞቃዲሾ ኣምሖም Desta Jun 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ በዓለ ሹመት ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ ሞሃመድ ንምርካብ ናብ ሞቃዲሾ ኣምሖም። ኣብቲ ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ፥ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ በልፅግና ኣደም ፋራህ፣ሚኒስተር ገንዘብ ኣሕመድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ቱርኪ ሁሉሲ ኣካር ተዛቲዮም Desta Jun 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ቱርኪ ሁሉሲ ኣካር ተዛቲዮም ብፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ዝተመርሐ ልኡኽ መንግስቲ ተርኪ ኣብ ዘዳለዎ ወተሃደራዊ ልምምድ EFES 2022 ንምስታፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ 2 ሺሕን 50 ትካላት ስቪል ማሕበረሰብ ከምዝተጣየሻ ተገሊፁ Desta Jun 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ 2 ሺሕን 50 ትካላት ስቪል ማሕበረሰብ ከምዝተጣየሻ በዓል መዚ ትካላት ስቪል ማሕበረሰብ ገሊፁ። እቲ በዓል መዚ ሎሚ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ክሳብ ሐዚ ብሓፈሻ 4 ሺሕ ትካላት ተመዝጊበን ኣብ ስራሕ ይርከባ ኢሉ። ዋና…
ቢዝነስ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 169 ኢንተርፕራይዛት ናብ ማእኸላይ በርኪ ኣሰጋጊሩ Desta Jun 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 169 ኢንተርፕራይዛት ናብ ማእኸላይ በርኪ ኣሰጋጊሩ። መርሃ ግብሪ መበል 11 ሽግግር ኢንተርፕራይዛት ሎሚ ኣብ ኢሊሊ ሆቴል ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መርሃ ግብሪ “ሽግግር ኢንተርፕራይዛት ንኢንዱስትሪ መሰረት” በዝብል መሪሕ…