ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ሕሶት ብርን ዶላርን እናዘዋወሩ ዝነበሩ ተረኺቦም ዝተብሃሉ ውልቀ ሰባት ተኸሲሶም Gebremariam Weldegerima Dec 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)100 ሺሕ ናይ ሕሶት ብርን ዶላር ኣሜሪካን እናዘዋወሩ ተረኺቦም ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓሉ ሓሙሽተ ውልቀ ሰባት ክሲ ከምዝመስረተ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። እቶም ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓሉ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ወረዳ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ሸኔ ናይ ምድምሳስ ስራሕ ንሰራዊት ጥራሕ ዝግደፍ ኣይኮነን – ኣይተ ኣወሉ ኣብዲ Gebremariam Weldegerima Dec 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ሸኔ ናይ ምድምሳስ ስራሕ ንሰራዊት ጥራሕ ዝግደፍ ከምዘይኮነ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ኣወሉ ኣብዲ ተዛሪቦም። ላዕሎት ኣመራርሓ ሰራዊት ምክልኻል ልዕልነት ሕጊ ብምርግጋፅ ሰላም ዝዓሰላ ኢትዮጵያ ንምህናፅ ብዝብል ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብዕጡቓት ተዓጊቶም ዝነበሩ 6 ዜጋታት ጂቡቲ ክልቀቑ ገይሩ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ Gebremariam Weldegerima Dec 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ፍሩድ ብዝበሃሉ ብዕጡቓት ተዓጊቶም ዝነበሩ ሽዱሽተ ዜጋታት ጂቡቲ ብሰላማዊ ከፍተሖም ከምዝኸኣለ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ። ዋና ዳይሬክቶሬት ጀነራል ጉዳያት ኣፍሪካ እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ፍሰሃ ሽዋል ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት ሰራዊት እዚ ምዕራብ ንሕብረተሰብ ብገንዘብን ጉልበትን እናደገፉ ከምዝኾኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ሰራዊት እዚ ምዕራብ ንሕብረተሰብ ብገንዘብን ጉልበትን እናደገፉ ከምዝኾኑ ክፍሊ ሚዲያን ርክብ ህዝቢን እቲ እዚ ኣፍሊጡ። ኣባላት ሰራዊት እቲ እዚ ኣብ ወርሒ ሕዳር 2015 ጥራሕ ኣብ 41 ሄክታር ዝርከብ ዝራእቲ ዓቕመ ደካማ ሓረስቶት…
ጥዕና ጥዕና ህፃናት ዝተማለአ ንኽኸውን ዝወሃቡ ክታበታት Gebremariam Weldegerima Dec 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ህፃናት ካብ ከቢድ ሕማም ንምክልኻል ክታበት ቀሊልን ድሕንነቱ ዝተሓለወን ሜላ ብምዃኑ ወለዲ ብእዋኑ ንኸኽትቡዎም ይምከር፡፡ ክታበት ንመከላኸሊ ሓደ ተመሓላላፊ ሕማም ኣቐዲሙ ዝውሰድ መድሓኒት እንትኸውን÷ናይ ሰብ ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሚ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኣሜሪካ ብኮቪድ-19 ዝተተረሓዙ ሰባት ቁፅሮም ካብ 100 ሚሊየን ዛይዱ Gebremariam Weldegerima Dec 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ብኮቪድ-19 ዝተተረሓዙ ሰባት ቁፅሮም ካብ 100 ሚሊየን ከምዝዛየደ ተገሊፁ። ሓበሬታ ዩኒቨርሲቲ ጆን ሆፕኪንስ ከምዘመላኸቶ÷ እቲ ለበዳ ቫይረስ ኣብታ ሃገር ካብ ዝውላዕ ጀሚሩ ዘሎ ሰለስተ ዓመታት 100 ሚሊየን 2 ሺሕን 248 ሰባት…
ቴክኖሎጂ ኤሎን መስክ ካብ መዝነት ዋና ፈፃሚ ስራሕ ትዊተር ከምዝለቅቕ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኩባኒያ ትዊተር ብ44 ቢሊየን ዶላር ኣሜሪካ ዝዓደገ ቢሊየነር ኤሎን መስክ÷ ካብ መዝነት ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ከምዝለቅቕ ኣፍሊጡ። ኤሎን መስክ እቲ ናይ ሓላፍነት ቦትኡ ንምልቃቕ ወሲኑ ዘሎ÷ ኣብቲ ትዊተር ገፅ “ንባዕለይ ካብ መዝነት ዋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንእሰይ ወለዶ ኣብ ዓውዲ ቴክኖሎጂ ክስልጥን ምግባር ንኩለመዳይ ምዕባለ ሃገር ዕዙዝ ግደ ኣለዎ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ Gebremariam Weldegerima Dec 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”መብዛሕትኡ ክፋል ህብረተሰብ መንእሰይ ኣብዝኾነላ ሃገር መንእሰይ ወለዶ ኣብ ዓውዲ ቴክኖሎጂ ክስልጥን ምግባር ንኩለመዳይ ምዕባለ ሃገር ዕዙዝ ግደ ኣለዎ” ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ተዛሪበን። ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ምስ መስራቲትን ዋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደቡብ ሱዳን ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ዓውዲ ቴሌኮም ንዝገብሮ ተሳትፎ ኣድላዪ ሓገዝ ከምትገብር ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Dec 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ደቡብ ሱዳን ዑደት ስራሕ ገይሩ፡፡ እቲ ልኡኽ ምስ ሰብ መዚ ኢንፎርሜሽን ደቡብ ሱዳን፣ ሚኒስትር ኮሙዩኒኬሽንን ኣገልግሎት ፖስታን፣ ብሄራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዘይሕጋዊ መልክዑ እናተዘዋወረ ዝነበረ 4 ኪሎ ግራም ማግናታይት ዝተብሃለ መዓድን ተታሒዙ Gebremariam Weldegerima Dec 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መልክዑ እናተዘዋወረ ዝነበረ 4 ኪሎ ግራም ዝምዘን ማግናታይት ዝተብሃለ መዓድን ኣብ ከተማ ሃረር ከምዝሓዘ ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣፍሊጡ። ኣብ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ድሬዳዋ ብዝተረኸበ ሓበሬታን ብዝተገበረ ክትትልን ኣብ ከተማ ሃረር ነቲ መዓድን…