መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ቱርኪን ሶሪያን ናብ ዝግበር ሰብኣዊ ሓገዝ ናይ ምጉዕዓዝ ከይዲ ተፀንቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ቱርኪን ሶሪያን ብሰንኪ ዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ጉድኣት ንዘጋጠሞም ዜጋታት ዝግበር ሰብኣዊ ሓገዝ ናይ ምጉዕዓዝ ከይዲ ተፀንቢሩ።
ብመሰረት እዚ ናይ ፅዕነት ኣውሮፕላን እቲ መገዲ ኣየር፥ ካብ ሜክሲኮ ንዝተገበረ 100 ቶን…