Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

February 2023

ኢንጂነር ሃብታሙ ኢተፋ ምስ ዋና ፀሓፊ ትካል ሚቲዎሮሎጂ ዓለም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ማይን ኢንጂነር ሃብታሙ ኢተፋ ምስ ዋና ፀሓፊ ትካል ሚቲዎሮሎጂ ዓለም ፕሮፌሰር ፒተር ታላስ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ብዛዕባ ለውጢ ንብረት ኣየርን ካልኦት ዝተፈላለዩ ዛዕባታትን ምልዓሎም ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡…

ኣብ ሞንጎ ኣቦታት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ተፈጢሩ ዝነበረ ዘይምርድዳ ተፈቲሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኣቦታት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ተፈጢሩ ዝነበረ ዘይምርድዳ ከምዝተፈትሐ ብዘተ ተገሊፁ። ኣብታ ቤተ ክርስቲያን ዘጋጠመ ፈተና ንምፍታሕ ኣቦታት ሃይማኖት ክልቲኦም ወገናት፣ ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ኣሕመድን ዓበይቲ ዓዲን…

ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብሰላም ንኽዛዘም ኣድላዪ ቅድመ ምድላው ተገይሩ – ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብሰላም ንኽዛዘም ኣድላዪ ቅድመ ምድላው ብምግባር ወፍሪ ወሲዱ ናብ ስራሕ ከምዝኣተወ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። እቲ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ “ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ…

ሓበራዊ ተረባሕነት ዘረጋግፅ ናፃ ንግዲ ቀጠና ኣፍሪካ ንምትግባር ፃዕሪታት ክቕፅሉ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ተረባሕነት ኣፍሪካውያን ዘረጋግፅ ናፃ ንግዲ ቀጠና ኣፍሪካ ንምትግባር ፃዕሪታት ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ከምዝግባእ ኣምባሳደር ኣልበርት ሙቻንጋ ገሊፆም። ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ኮሚሽነር ልምዓት ኢኮኖሚ፣ ንግዲን ኢንዱስትሪን መዓድንን ኣምባሳደር…

ኣብ ቱርኪን ሶሪያን ርዕደ መሬት ካብ ዘጋጥም ድሕሪ 9 መዓልቲታት ብህይወት ዝተረፉ ጓል 77 ዓመት በዓልቲ ፀጋ ዕድመ ተረኺበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቱርኪን ሶሪያን ርዕደ መሬት ካብ ዘጋጥም ድሕሪ 9 መዓልቲታት ብህይወት ዝተረፉ ጓል 77 ዓመት በዓልቲ ፀጋ ዕድመ ሰበይቲ ከምዝተረኸባ ተገሊፁ። እተን ውልቀ ሰብ÷ ኣዲያማን ኣብ ዝተብሃለት ደቡብ ምብራቕ ቱርኪ ትርከብ ከባቢ ኣብ ዝፈረሰ ኣባይቲ…

ሕብረት ኣፍሪካ ዝመርሖ ከይዲ ሰላም ንኣፍሪካዊ ፀገማት ኣፍሪካዊ መፍትሒ ዝብል መምርሒ ዘረጋገፀ ኢዩ – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ሕብረት ኣፍሪካ ዝመርሖ ከይዲ ሰላም ንኣፍሪካዊ ፀገማት ኣፍሪካዊ መፍትሒ ዝብል መምርሒ ዘረጋገፀ ኢዩ” ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ኣብ መበል 42 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ…

ኣፍሪካ ኣብ ጥዕናን ምግቢን ዘለዉዋ ፀገማት ብዘላቕነት ንምፍታሕ ዘኽእሉ ተግባራት ተሳልጥ ኣላ – ሙሳ ፋኪ መሃመት

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካ ኣብ ጥዕናን ምግቢን ዘለዉዋ ፀገማት ብዘላቕነት ንምፍታሕ ዘኽእሉ ተግባራት እናሳለጠት ከምዝኾነት ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ መሃመት ገሊፆም። መበል 42 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ። ኣቦ…

ኣካዳሚ ልህቀት ኣመራርሓ ኣፍሪካ ፈላማይ ፎረም ፓን ኣፍሪካኒዝም ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካዳሚ ልህቀት ኣመራርሓ ኣፍሪካ ፈላማይ ፎረም ፓን ኣፍሪካኒዝም ቀፃሊ ሰንበት ከምዘካይድ ተገሊፁ። እቲ ኣካዳሚ ዘካይዶ ፎረም ሱሉልታ ኣብ ዝርከብ ማእሐል መሸልፀኒ እቲ ኣካዳሚ ኢዩ። ኣብቲ ፎረም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዊሱ መራሕቲ…

መበል 42 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 42 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ። ኣብ ኣኼባ እቲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢን ተወከልቲን ኣባል ሃገራት እቲ ሕብረት ክሳተፉ ኢዮም። ኣብቲ ኣኼባ ንምስታፍ ካብ ሞንጎ…

ኣውቶቡሳት ሸገር ባስ ንመምህራንን ኣመራርሓ ትምህርቲን ኣገልግሎት ንኽህባ ተወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣውቶቡሳት ሸገር ባስ ንመምህራንን ኣመራርሓ ትምህርቲን ኣገልግሎት ንኽህባ ተወሲኑ። ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘላለም ሙላቱ፣ ሓላፊ ቢሮ ትራንስፖርት እቲ ምምሕዳር ኣይተ ምትኩ ኣማረ፣ ዋና ዳይሬክተር…