Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

July 2023

ዝተተኸሉ ፈልሲታት ምክንኻን ካብ ኩሉ ኢትዮጵያዊ ትፅቢት ዝግበር ኢዩ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተተኸሉ ፈልሲታት ምክንኻን ካብ ኩሉ ኢትዮጵያዊ ትፅቢት ዝግበር ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ “ምትላም፣ ምትግባር፣ ምዕዋትን ምክትታልን” ብዝብል ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ኣብ ዝሓለፉ ሒደት ዓማውቲ…

ብ500 ሚሊየን ብር መስፋሕፍሒ ዝተገበረሉ ፕሮጀክት ሪፈራል ሆስፒታል ዩኒቨርሲቲ ጅግጅጋ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብ500 ሚሊየን ብር መስፋሕፍሒ ዝተገበረሉ ፕሮጀክት ሪፈራል ሆስፒታል ዩኒቨርሲቲ ጅግጅጋ ተመሪቑ። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሃመድን ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰን እቲ ፕሮጀክት መሪቖም ከፊቶም። ኣይተ ሙስጠፌ መሃመድ፥ እቲ…

ኣብ ክልል ጋምቤላ ኣጋጢሙ ዝነበረ ፀገም ፀፅታ ኣብ ቁፅፅር ይውዕል ምህላዉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ኣጋጢሙ ዝነበረ ፀገም ፀፅታ ኣብ ቁፅፅር ይውዕል ምህላዉ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ እቲ ክልል ገሊፁ። ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይተ ኡገቱ ኣዲንግ፥ ብሰንኪ እቲ ዘጋጠመ ፀገም ፀፅታ ህይወት ሰብ ከምዝሓለፈን ኣብ…

ኣርቲስት እጅጋየሁ ሽባባው (ጂጂ) ናይ ክብሪ ዶክትሬት ተዋሂባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ  እንጅባራ ንኣርቲስት እጅጋየሁ ሽባባው (ጂጂ) ናይ ክብሪ ዶክትሬት ሂቡ። እቲ ዩንቨርስቲ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ። ፕሬዚደንት እቲ ዩንቨርስቲ ጋርዳቸው ወርቁ (ዶ/ር)፥ ኣርቲስት…

ሩሲያ ካብ ስምምዕ ቀረብ ስርናይ ምውፅኣ ስዒቡ ዋጋ ስርናይ ወሲኹ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ካብ ስምምዕ ቀረብ ስርናይ ምውፅኣ ስዒቡ ዋጋ ስርናይ ወሲኹ። እታ ሃገር ብፀሊም ባሕሪ ኣቢሉ ፍሪያታት ጥረምረ ዩክሬን ናብ ዕዳጋ ዓለም ንክቐርብ ዝተገበረ ስምምዕነት “ኣፈፃፅምኡ ጉድለት ኣለዎ” ብዝብል ነቲ ስምምዕነት ምቁራፃ ይዝከር።…

ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ንቢኒያም በለጠ ናይ ክብር ዶክትሬት ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ንቢኒያም በለጠ ናይ ክብር ዶክትሬት ሂቡ። እቲ ዩንቨርስቲ ብስሩዕ፣ ምሸታዊን ርሕቐት ትምህርቲን መርሃ ግብሪታት ዘሰልጠኖም 8 ሺሕን 642 ተምሃሮ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ። ኣብ ስነ ሰርዓት እቲ ምረቓ፥ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ…

ኣብ ክፍለ ከተማ ቦሌ ተሃኒፆም ዝተዛዘሙ ፕሮጀክትታት ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ቦሌ ተሃኒፆም ዝተዛዘሙ 65 ፕሮጀክትታት ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኖም። ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ፥ ነቶም ፕሮጀክትታት መሪቖም ከፊቶም። ካብ መንጎ እቶም ፕሮጀክትታት፥ “የድል ፍሬ…

ዩንቨርስታት ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠነኦም ተምሃሮ የመርቓ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ዩንቨርስታት ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠነኦም ተምሃሮ የመርቓ ኣለዋ። ብመሰረት እዚ ዩንቨርስቲ ጅማ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሰልጠኖም 2 ሺሕን 124 ተምሃሮ ኣመሪቑ። ዩኒቨርሲቲ ዲላ እውን ልዕሊ 1 ሺሕን 829 ተምሃሮኡ…

ረብሓ ማሕበረሰብ ንግዲ ንዳግመ ሕውየት ትግራይ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን ክልል ትግራይ ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ኢንሼቲቭ ኣፍሪካ፣  ቻምበር ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ይዛተ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ካብ ዝተፈላለያ ባንኪታት፣ ኣብ ሪል እስቴት ዝተዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ፣ ኣምፃእትን ለኣኽትን…

ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ 8 ሺሕን 642 ተምሃሮ የመርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ በዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ዘሰልጠኖም 8 ሺሕን 642 ተምሃሮ የመርቕ ኣሎ። ካብ መንጎ እቶም ተመረቕቲ እቶም 5 ሺሕን 121 ብቐዳማይ ዲግሪ ፣ 3 ሺሕን 221 ካልኣይ ዲግሪን 300 ተምሃሮ ድማ ብሳልሳይ ዲግሪ ዘምረቑ…