ሩሲያ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲታት ሳይንስን ቴክኖሎጂን ብሓባር ንምስራሕ ቆራፅ ኢያ – ሴናተር ኢጎር ሞሮዞቭ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲታት ሳይንስን ቴክኖሎጂን ብሓባር ንምስራሕ ቆራፅ ከምዝኾነት ኣካቢ ኮሚቴ ምትሕብባር ኢኮኖሚ ሪሲያ-ኣፍሪካ ሴናተር ኢጎር ሞሮዞቭ ገሊፆም።
ካልኣይ መድረኽ ዘተ ቅድመ ጉባኤ ኢኮኖሚ ሩሲያ-ኣፍሪካ ላዕለዎት ሰብ መዚ ሩሲያ፣…