Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

October 2023

ኣብ ከተማ ኣሶሳ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ዝነበረ 4 ነጥቢ 9 ኪሎ ግራም ወርቂ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣሶሳ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ዝነበረ 4 ነጥቢ 9 ኪሎ ግራም ወርቂ ምስ ክልተ ተጠርጠርቲ ከምዝተትሓዘ ፖሊስ ኣፍሊጡ። እቲ ዘይሕጋዊ ወርቂ ዝተትሓዘ ኣብ ከተማ ኣሶሳ ናብ ኣዲስ ኣበባ መውፅኢ ኬላ ኣመራርሓን ኣባላትን ፖሊስ ኣድማ…

ንዘበነ ምህርቲ 2016/17 ዓ.ም 23 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያ) ንምቕራብ ከምዘተሓሰበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዘበነ ምህርቲ 2016/17 ዓ.ም 23 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያ) ንምቕራብ ከምዘተሓሰበ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ፡፡ እዚ ድማ ካብዝሓለፈ ዓመት 13 ነጥቢ 9 ሚሊየን ኩንታል ቀረብ መዳበሪያ እንትነፃፀር 9 ሚሊየን ኩንታል ወሰኽ…

ርክብ ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ ዝኾነ ይኹን ኩነታት ፀኒዑ ዝፀንሕ ኢዩ – ኣምባሳደር ተፈራ ደርበው

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርክብ ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ ዝኾነ ይኹን ኩነታት ፀኒዑ ዝፀንሕ ናብ ስትራቴጂያዊ ምሕዝነት ምስግጋሩ ኣብ ታሪኽ ክልተኣዊ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ከም ሓደ ብራኸ ዝረአ ከምዝኾነ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተፈራ ደርበው ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር ኣበ…

ጦር ኣሜሪካ ኣብ ጥቓ እስራኤል ሚሳኤላትን ድሮናትን ወቒቑ ምውዳቑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጦር ኣሜሪካ ሰለስተ ሚሳኤላትን ሰብ ኣልቦ ኣውሮፕላናትን ኣብ ጥቓ እስራኤል ሚሳኤላትን ድሮናትን ወቒቑ ከምዘውደቐ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል ፔንታገን ብርጋዴር ጀኔራል ፓት ራይደር፥ ሚሳኤላትን ድሮናትን ኣብ ትሕቱ ቁፅፅር ዓመፅቲ ሁቲ ካብ ዝርከቡ…

ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ ኮርፖሬሽን ኢንዱስትሪ ኢንጂነሪግ ምክልኻል ዝተሰርሑ ስራሕቲ ዑደት ይገብሩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ ቢሾፍቱ ኮርፖሬሽን ኢንዱስትሪ ኢንጂነሪግ ምክልኻል ዝተሰርሑ ስራሕቲ ዑደት ይገብሩ ኣለዉ። ኣብ ዑደቶም ድማ ኢንዱስትሪ ኢንጂነሪንግ ሞተር ቬሂክልስ ኮርፖሬሽን ኢንዱስትሪ ኢንጂነሪግ…

ካቻ ዝተብሃለ ግልጋሎት ዲጂታል ፋይናንሲንግ ሰርቪስ ብዕሊ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቻ ዝተብሃለ ዲጂታል ፋይናንሲንግ ሰርቪስ መውፅኢ ሰነድ ውልቀ ክፍሊት ብምዃን ግልጋሎት ብዕሊ ኣጀሚሩ። ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ኢዩ ዝተባህለ እቲ ግልጋሎት ካብ ብሄራዊ ባንኪ ፍቓድ ግልጋሎት ዝረኸበን ናይ ሞባይል ገንዘብ ዝውውርን ካልኦት ግልጋሎታት…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መፍረዪ ቴክኖሎጂታት ኤሮ-ስፔስ ንምምዕባል ይሰርሕ ኣለኹ ኢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መፍረዪ ቴክኖሎጂታት ኢንዱሰትሪ ኤሮ-ስፔስ ኣብ ውሽጢ ሃገር ንምምዕባል እናሰርሐ ምዃኑ ገሊፁ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ መገዲ ኣየር መስፍን ጣሰው÷ ዝተፈላለየ መለዋወጢታት ኣካል ኣውሮፕላን ኣብ ውሽጢ ሃገር ብስፍሓት ንምፍራይ…

እስራኤል ሰብኣዊ ሓገዝ ናብ ጋዛ ንኽመሓላለፍ ክትፈቅድ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ እስራኤል ብግብፂ ኣቢሎም ናብ ጋዛ ዝግበሩ ሰብኣዊ ሓገዛት ንሃማስ ዘይበፅሑ እንተኾይኖም ንኽመሓላለፉ ከምዝፈቅድ ኣፍሊጡ። እቲ ውሳኔ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ኣብ እስራኤል ቴል ኣቪቭ ዑደት ድሕሪ ምግባሮም ዝተገበረ ምዃኑ ተገሊፁ፡፡…

ኩባንያታት ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ-ንዋዮም ንምፍሳስ ድሌት ከምዘለዎም ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባንያታት ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ-ንዋዮም ንምፍሳስ ድሌት ከምዘለዎም ገሊፆም፡፡ ልዕሊ 300 ኩባንያታት ቻይና ዘሳተፈ ፎረም ኢንቨስትመንት ኢትዮ - ቻይና ኣብ ሻንሃይ ተኻይዱ፡፡ እቲ ፎረም ብኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ቻይናን ተሓባበርቲ…

ኣምባሳደር ብርሃኑ ምስ ሓላፊት ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ጅቡቲ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ብርሃኑ ፀጋዬ ምስ ሓላፊት ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ጅቡቲ ታንጆ ፓስፊኮ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ጅቡቲ እናተጋደደ ዝመፅአ ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ንምክልኻል ክልቲአን ሃገራት ብሓባር ክሰርሓ ኣብ ዝግብኡ…