ኢጋድ ደቂ ኣንስትዮ ሱዳን ኣብ ሃገረን ዘላቒ ሰላም ንምዕሳል ዝገብረኦ ኣስተዋፅኦ ሓገዝ ከምዝገብር ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ደቂ ኣንስትዮ ሱዳን ኣብ ሃገረን ዘላቒ ሰላም ንምዕሳል ዝገብረኦ ኣስተዋፅኦ ሓገዝ ከምዝገብር ገሊፁ።
ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም፥ ንደቂ…