ቻይና ምትሕብባር ቤልት ኤንድ ሮድ ብፅት ንምትግባር የኽእለኒ ዝበለቶ ትልሚ ዕላዊ ገይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ ምትሕብባር ”ቤልት ኤንድ ሮድ” ብልዑል ፅሬት ንምትግባር የኽእል ዝበሉዎም ሸሞንተ ደረጃታት ትልሚ እታ ሃር ዕላዊ ጉሮመረ፡፡
ፕሬዚዳንት ሺ ጂንፒንግ እቲ ትልሚ ዕላዊ ዝገበሩ÷ ኣብ ቤጂን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ሳልሳይ…