Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

October 2023

ኩባኒያታት ቴክኖሎጂ ኢትዮጵያ ኣብ ዱባይ ዓለም ለኸ ዓውደ ምርኢት ቴክኖሎጂ ይሳተፉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ንግዲ ወፃኢ ሃገር ኣብ ውሽጢ ሃገር ኣብ ምስራሕ ዝተዋፈሩ ኩባኒያታት ቴክኖሎጂ ኢትዮጵያ ኣብ ዱባይ ዓለም ለኸ ዓውደ ምርኢት ቴክኖሎጂ ይሳተፉ ኣለዉ። መቐመጢኦም ኣዲስ ኣበባ ዝገበሩን ስራሕቲ ንግዲ ወፃኢ ሃገር ኣብ ውሽጢ ሃገር ኣብ ምውጋን…

ሺ ጂንፒንግ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያ ኣካል ግሪን ቤልት ኤንድ ሮድ ኮይኑ ክድገፍ ከምዝኽእል ኣረጋጊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግን ምስ ጉጅለ ልኡኻቶም ብምዃ ኣብ ቻይና ዓብዪ ኣዳራሽ ህዝቢ ክልተኣዊ ልዝብ ኣካይዶም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኢንቨስትመንት ቻይና ንብራኸ ኢኮኖሚ…

3 ኢትዮጵያውያን ተዓወትቲ ዓለም ለኸ ሽልማት ጣሊያን ዝኾነ ኢኒ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰለስተ ኢትዮጵያውያን “ሰብ ወነንቲ ተውህቦ መናእሰይ ኣፍሪካ” ብዝብል ዘፈር ተዓወትቲ ዓለም ለኸ ሽልማት ጣሊያን ዝኾነ ኢኒ 2023 ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡ ተዓወትቲ እቲ ሽልማት÷ ኤልሻዳይ ሙሉ ፈጠነ ካብ ዩኒቨርሲቲ ሞይ ኬንያ፣ ፂዮን ኣያሌው ከበደ…

ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ምስ መድረኽ ምትሕብባር ከተማታት ስምምዕነት ፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ምስ መድረኽ ምትሕብባር ከተማታት ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎ ሰነድ ማዕቐፍ ስምምዕነት ፈሪሙ። እቲ ስምምዕነት ዝፈረሙ÷ ሚኒስትር ዴኤታ ዘፈር ምምሕዳር ከተማን ኣወሃህባ ግልጋሎትን ፈንታ ደጀንን ዋና ዳይሬክተር መድረኽ…

ኣብ ልምዓት ቡን ዝተዋፈራ ደቂ ኣንስትዮ ዝተሳተፋሉ ዓለም ለኸ ጉባኤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ልዕሊ 33 ሃገራት ዝተውፃእፅኣ ኣብ ልምዓት ቡን ዝተዋፈራ ደቂ ኣንስትዮ ዝተሳተፋሉ ዓለም ለኸ ጉባኤ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ዕላማ እቲ ጉባኤ÷ ኣብ ልምዓት ቡን ዝተዋፈራ ደቂ ኣንስትዮ ተሳትፎን ተረባሕነትን ከምኡ እውን ኣብቲ…

ብሓደጋ ትራፊክ ህይወት 8 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ቄለም ወረዳ ዳሌ ሰዲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 8 ሰባት ሓሊፉ። ኣብ ቤት ፅሕፈት ትራንስፖርት እታ ወረዳ ተቖፃፃሪ ድሕንነት ትራፊክ ኣረጋ መንገሻ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ÷ ሎሚ ንጉሆ ከባቢ ሰዓት…

ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያ ኣብ ንግዲን ኢንቨስትመንት ዘለወን ርክብ ንምጥንኻር ከምዝሰርሓ ኣፍሊጠን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያ ኣብ ንቢዝነስን ኢንቨስትመንት ዘለወን ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ከምዝሰርሓ ኣፍሊጠን። ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ኢንዱስትሪ ፓርክታት ኣክሊሉ ታደሰ ምስ ኣምባሳደር ደቡብ ኮሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ካንግ ሲዩኪሄ ተዛቲዮም።…

ኢትዮጵያ ኣብ ፎረም ምግቢ ዓለም ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝዝተጀመረ ፎረም ምግቢ ዓለም ይሳተፍ ኣሎ። ልኡኽ ኢትዮጵያ÷ ኣብ ሓምለዋይ ልምዓት፣ ልምዓት ፍርያት መስኖ ስርናይን መፍረያይነትን ከምኡ እውን ኣብ ትሩፋት ሌማትን…

መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከባ ኤምባሲታት ኢትዮጵያ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 16 መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከባ ኤምባሲታትን ኣቢያተ ፅሕፈት ቆንስላን ኢትዮጵያ ተኸቢሩ። እቲ ዕለት ኣብ ህንዲ፣ ጃፓን ፣ኳታር፣ ጣሊያን፣ ብሪታንያ፣ ታንዛንያ ፣ ደቡብ ሱዳን፣ ጂቡቲ፣ ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብን ካልኦት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ቻይና ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ቻይና ሊ ኬ ያንግ ተዛቲዮም። ኣብ እዋን ዘተኦም÷ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ምትሕብባር ቁጠባዊ ሃፍቲ ንምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ጠሚቶም ከምዝዘተዩ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ…