Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

October 2023

ፀገማት ፅሬት ትምህርቲ ንምፍታሕ ጉዳይ መምህራን ጠመተ ክክግበረሉ ይግባእ – ሙሁራን

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውፅኢት ተምሃሮ ዝተመዘገበ ትሑት ወቅፅኢት ንምምሕያሽን ፀገማት ፅሬት ትምህርቲ ንምፍታሕ ጉዳይ መምህራን ጠመተ ክክግበረሉ ከምዝግባእ ሙሁራን ገሊፆም።   እቶም ሙሁራን ንምውራድ ውፅኢት ተምሃሮ ኩሉ ሓላፍነቱ ክወስድ ግባእ ኢሎም።…

ኣብ ክልልና 639 ሺሕ 105 ሄክታር መሬት ዝራእቲ ምሸላ ለሚዑ – ርእሰ ምምሕዳር ሽመልስ ኣብዲሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ክልል ኣብዚ ዘበነ ምህርቲ 464 ሺሕ 821 ሄክታር መሬት ዝራእቲ ምሸላ ንምልማዕ ተሓሲቡ ልዕሊ ትልሚ 639 ሺሕን 105 ሄክታር መሬት ከምዝለምዐ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልለ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ…

ንልዕሊ 7 ነጥቢ 3 ሚሊዮን ዜጋታት ሓገዝ ገንዘብን ምግቢን ተገይሩ – ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንልዕሊ 7 ነጥቢ 3 ሚሊዮን ዜጋታት ሓገዝ ገንዘብን ምግቢን ከምዝተገበረ ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ÷ ኣብ ኩነታት ሃገራዊ ፀፅታ፣ ህፁፅ ሓገዝ፣ ስራሕቲ ሕርሻን ካልኦት እዋናዊ…

ኣብ ዓዲግራት ፈተና 12 ክፍሊ ክወስዱ ዝቐነዩ 6 ተምሃሮ ብሓደጋ መኪና ተጎዲኦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዩኒቨርሲቲ ዓድግራት ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ክወስዱ ዝቐነዩ ተምሃሮ ዝፀዓነት መኪና ድሕሪ ምግልባጣ ሽዱሽተ ተምሃሮ ህይወቶም ሓሊፉ። እታ ካብ ዩኒቨርሲቲ ዓድግራት ዝተበገሰት ኣውቶብስ፥ ብመገዲ ሓውዜን ትጓዓዝ ኣብ ዝነበረትሉ እዋን…

እኩይ ዕላመኦም ብዘይተገበአ መገዲ ንምፍፃም ዝንቀሳቐሱ ሓይሊታት ካብ ተግባሮም ክቑጠቡ ይግባእ – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ከተማ ባህርዳር ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ልምዓት ተዓዚቡ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዑደቱ÷ ኣብታ ከተማ ብመንግስቲ ዝተሰርሑ መዘናግዒ ቦታታት ህዝቢ ስራሕቲ ሓምለዋይ ልምዓትን…

ብ390 ሚሊየን ብር ዝተሃነፀ ፋብሪካ መፍረዪ ኦክስጅን ፈተነ ምፍራይ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓፈሻዊ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ብ390 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝሃነፆ ዘበናዊ ፋብሪካ መፍረዪ ኦክስጅን ፈተነ ምፍራይ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ፡፡ ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ሆስፒታል ዶክተር ኣሸናፊ ታዘበው ከምዝገለፁዎ÷ ምጥያሽ እቲ ፋብሪካ…

ዓለም ለኸ ጉባኤ ምሕደራ መርበብ ሓበሬታ ኣብ ምምላእ ክፍተት ተበፃሕነት መርብ ሓበሬታ ትኹረት ንኽግበር ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ጉባኤ ምሕደራ መርበብ ሓበሬታ ኣብ ምምላእ ክፍተት ተበፃሕነት መርብ ሓበሬታ ትኹረት ንኽግበር ኢትዮጵያ ሓቲታ። መበል 18 ዓለም ለኸ ጉባኤ ምሕደራ መርበብ ሓበሬታ “ንእንደልዮ ርክብ መርበብ ሓበሬታ ኩሎም ሰባት ምብቃዕ” ብዝብል መሪሕ…

መዓልቲ ሰንደቅ ዕላማ ዝቕፅል ሰኑይ ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ሰንደቅ ዕላማ ዝቕፅል ሰኑይ 5 ጥቅምቲ 2016 ዓ.ም ከምዝኽበር ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ዕለት "ብራኸ ሰንደቕ ዕላማና ዋሕስ ህብረ-ብሄራዊ ሓድነትናን ሉኣላዊነትናን ኢዩ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ንመበል 16 ግዘ ክኽበር፡፡…

ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ካብ ዝቐርቡ መዓድናት 500 ሚሊየን ዶላር ንምርካብ ከምዝሃቀነ ሚኒስቴር መዓድን ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መዓድን ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ካብ ዝቐርቡ መዓድናት 500 ሚሊየን ዶላር ሸርፊ ወፃኢ ንምርካብ ከምዝሃቀነ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ መዓድን ሚሊየን ማቲዎስ÷ እቲ ትልሚ ንምዕዋት ኣብቲ ዓውዲ ምስ ዝተዋፈሩ…

ኣብ ትግራይ እናተውሃበ ዝፀንሐ መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 29 መስከረም ክሳብ 2 ጥቅምቲ 2016 ዓ.ም ኣብ ክልል ትግራይ እናተውሃበ ዝፀንሐ ሃገራዊ መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ ሎሚ ተዛዚሙ። እቲ ንኣርባዕተ ተኸታተልቲ መዓልታት እናተውሃበ ዝፀንሐ ሃገራዊ መልቀቒ ፈተና÷ ብዝተረጋገአ ኩነታት ከምዝተዛዘመ…