ብቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝተሃነፁ ናይ ዓቕመ ደካማታትን ኣቢያተ ትምህርቲን ርኽክብ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን ተፀዋዕቲ ትካላትን ኣብ ክረምታዊ ፕሮግራም ምግባረ ሰናይ ዝተሃነፁ ናይ ዓቕመ ደካማታትን ኣቢያተ ትምህርቲን ርኽክብ ተገይሩ።
እቶም ኣባይቲን ኣቢያተ ትምህርቲን ዝተሃነፁ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ሸገር ክፍለ ከተማ ፉሪ…