Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

October 2023

ንሰላምን ዝርርብን ዝረፍድ ግዘ የለን – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንሰላምን ዝርርብን ዝረፍድ ግዘ ከምዘየለ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። 6ይ ዙር 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ሓበራዊ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ይካየድ ኣሎ። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ…

ኣብ በጀት ዓመት 2015 ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዓወት ተመዝጊቡ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)”መንግስቲ ኩለመዳይ ምዕባለ ሃገርና ንምርግጋፅ ቅድሚ ሰለስተ ዓመት ትልሚ ልምዓት 10 ዓመታት ኣሰናዲኡ ብዙሓት ተግባራት እናወገነ ይርከብ” ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን፡፡ 6ይ ዙር 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ሓበራዊ ኣኼባ ባይቶ…

ኣሜሪካ ጦር ሓይላ ናብ እስራኤል ከምዘፀገዐት ተሰሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃማስ ኣብ ደቡባዊ እስራኤል መጥቃዕቲ ምፍፃሙ ስዒቡ ኣሜሪካ ጦር ሓይላ ናብ እስራኤል ከምዘፀገዐት ተሰሚዑ። ብሄራዊ ድሕንነት ኣሜሪካ ከምዝሓሮ÷ መጥቃዕቲ ሃማስ ስዒቡ ዋሺንግተን ኣውሮፕላን ዝሽከማ መርከባትን ተዋጋእቲ ጄታትን ናብ ምብራቕ ባሕሪ…

ውፅኢት መልቀቒ ፈተና 2015 ዓ.ም 12 ክፍሊ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውፅኢት መልቀቒ ፈተና 2015 ዓ.ም 12 ክፍሊ ዕላዊ ኮይኑ። ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)÷ውፅኢት መልቀቒ ፈተና 2015 ዓ.ም 12 ክፍሊ ኣመልኪቶመረ መግለፂ ሂቦም፡፡ ኣብ መግለፂም ድማ እቲ ፈተና 50 ሚኢታዊን ልዕሊኡን ውፅኢት…

መኽፈቲ ስነ-ስርዓት 6ይ ዙር 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ሓበራዊ ኣኼባ ኣቢያተ ምኽሪ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መኽፈቲ ስነ-ስርዓት 6ይ ዙር 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ሓበራዊ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ይካየድ ኣሎ። ኣብ መኽፈቲ ስነ-ስርዓት÷ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምኽፋት…

ዜጋታት ብሕጋዊ መገዲ ንስራሕ ናብ ወፃኢ ንኽጓዓዙ ዝድግፍ ጉጅለ ቴክኒክ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንስራሕ ናብ ወፃኢ ሃገራት ዝጓዓዙ ዜጋታት ብሕጋዊ መገዲ ንኽጓዓዙን ኣብ ዝበፅሑለን ሃገራት ፀገም ከየጋጥሞምን ዝሕግዝ ጉጅለ ቴክኒክ ተጣይሹ። እቲ ጉጅለ ተመስሪቱ ዘሎ÷ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ምስ ዓዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታትን ከምኡ እውን…

ኣብ ኲናት እስራኤል-ሃማስ ብውሕዱ 1 ሺሕን 113 ሰባት ከምዝሞቱ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ፍልስጤማውያን ዕጡቓት ሃማስን እስራንልን እናተኻየደ ዝርከብ ውግእ ክሳብ ሕዚ ብውሕዱ 1 ሺን 113 ሰባት ከምዝሞቱ ተገሊፁ፡፡ ህይወቶም ካብ ሞንጎ ዝሓለፉ ሰባት እቶም 413 ፍልስጤማውያን እንትኾኑ÷ 700 ድማ እስራኤላውያን ኢዮም…

ዓድዋ ዜሮ ኪሎ ሜትር ሙዝየም ሓዊሱ 7 ፕሮጀክታት ኣብዚ ዓመት ክምረቑ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክት ዜሮ ኪሎ ሜትር ሙዝየም ዓድዋ ሓዊሱ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናተሃነፁ ዝርከቡ ሸውዓተ ፕሮጀክታት ኣብዚ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት ከምዝምረቑ ተሓቢሩ። እቶም ፕሮጀክታት÷ ዜሮ ኪሎ ሜትር ሙዝየም ዓደዋ፣ መስፋሕፍሒ ፕሮጀክት ሆስፒታል…

መኽፈቲ ስነ-ስርዓት ሓበራዊ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ሎሚ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መኽፈቲ ስነ-ስርዓት 6ይ ዙር 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ሓበራዊ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ክካየድ ኢዩ። ኣብ መኽፈቲ ስነ-ስርዓት÷ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምኽፋት እቶም ኣቢያተ ምኽሪ ከብስራ ኢየን። ድሕሪ ሰዓት…

በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ብሰላም ተዛዚሙ – ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 መስከረም ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተኸበረ ብሚሊየናት ዝቑፀሩ ዕዱማት ዝተሳተፉሉ በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ስርዓት ገዳ ብዝሓለወ መልክዑ ብሰላም ከምዝተዛዘመ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። ኣባ ገዳታት፣ ሃደ ሲንቄታት፣ ሓለፍቲ ስራሕ…