ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 መስከረም ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ብምርቓት ኣባ ገዳታት ኢዩ ተጀሚሩ። ኣባ ገዳታት፣ ሃደ ሲንቄታት፣ ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ኣኽበርቲን ዕዱማት ኣጋይሽን ኣብቲ በዓል ተረኺቦም። እቲ በዓል፥ “ኢሬቻ ተምሳሌት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንስደተኛታት ፋይዳ ዲጂታል መታወቂያ ንመሃብ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈሪሙ Gebremariam Weldegerima Oct 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንስደተኛታት ፋይዳ ዲጂታል መታወቂያ ንመሃብ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ኣብ ሞንጎ ሰለሰት ትካላት ተፈሪሙ። እቲ ስምምዕነት ዝተፈራረሙ ትካላት ግልጋሎት ስደተኛታትን ተመለስቲን ፌዴሪኢ፣ ብሄራዊ ቤት ፅሕፈት ፕሮግራም መታወቂያ ላዕለዋይ ኮሚሽን ጉዳይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮ ፖስት ኣብ ዞባ ኣፍሪካ ዝለዓለ ግልጋሎት ብመሃብ ተሸላሚ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Oct 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ፖስት ኣብ ዞባ ኣፍሪካ ዝለዓለ ግልጋሎት ብመሃብ ተመራፂ ብምዃን ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ዝተሰናደአ መርሃ ግብሪ ተሸላሚ ኮይኑ። በቢዓመቱ ግልጋሎት ፖስታ ንዝህቡ ምዘና ዘካይድ ሕብረት ግልጋሎት ፖስታ ዓለም ኢዩ፡፡ ኢትዮ ፖስት ድማ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ጦር ሶማሊያን ሚሊሻታት ከባን ብውሑዱ 100 ኣባላት ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ከምዝደምሰሱ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Oct 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጦር ሶማሊያን ሚሊሻታት ከባን ብውሑዱ 100 ኣባላት ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ከምዝደምሰሱ ሚኒስቴር ሓበሬታ እታ ሃገር ገሊፁ። ሚኒስትር ሓበሬታ ዳውድ ኣዌይስ ንጋዜጠኛታት ከምዝገለፁዎ÷ እቲ ኲናት ኣብ ዝተኻየደለን ወረዳታት ዊሲልን ሻቤሎን ኣብ ልዕሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ለኸ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ሓበሬታ ንምግባር ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ Gebremariam Weldegerima Oct 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ኢንዱስትሪን ግልጋሎት ስታትስቲክስ ኢትዮጵያን ሃገር ለኸ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ሓበሬታ ንምግባር ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሞም። ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ኣብቲ ስምምነት ከምዝበሉዎ÷ እቲ ሚኒስቴር ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብግርማ ብመንቴ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ስራሕቲ ልምዓት ሕርሻ ተዓዚቡ Gebremariam Weldegerima Oct 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትርሕርሻ ግርማ ብመንቴ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዞባ ጅማ ወረዳ መና ዘሎ ስራሕቲ ልምዓት ሕርሻ ዑደት ኣካይዱ። ኣብቲ ዑደት ሓላፊ ቢሮ ሕርሻ ክልል ኦሮሚያ ጌቱ ገመቹ ሓዊሱ ኣመራርሓታትን ሰብ ሞያን ዘፈር ሕርሻ ተረኺም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ዓለም ምሕደራ ታክስ ኢትዮጵያ ንምዝማን ሓገዝ ከምዝገብር ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Oct 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምሕደራ ታክስ ኢትዮጵያ ንምዝማን ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ባንኪ ዓለም ሓገዝ ከምዝገብር ገሊፁ። ሚኒስቴር እቶትን ላዕለዎት ኣመራርሓ ባንኪ ዓለምን "ምሕደራ ታክስ ኢትዮጵያን ብምዝማን ወፃኢ ዝቑጥብን ውፅታዊን ግልጋሎት ምሃብ" ብዝብል ማዕቐፍ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 5ይ ፎረም ኢሬቻ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)5ይ ፎረም ኢሬቻ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ-ግብሪ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ፣ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፣ ኣባ ገዳታት፣ ኣደ ሲንቄታት፣ ዝተፈላለዩ ሚኒስትራትን ሓለፍቲ ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መኽፈቲ ስነ-ስርዓት ኣኼባ ክልቲኦም ኣቢያተ ምኽሪ 6ይ ዙር 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ሰኑይ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መኽፈቲ ስነ-ስርዓት ሓበራዊ ኣኼባ 6ይ ዙር 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ዝቕፅል ሰኑይ ክካየድ ኢዩ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ቤት ምኽሪ ኣይተ ያቆብ ወልደሰማያት ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ ድሕንነት ሃገር ስጋት ዝፈጥር ገበን ምጭብርባር ቴሌኮም ዝተጠረጠሩ 30 ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Oct 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ድሕንነት ሃገር ስጋት ዝፈጥርን ሸርፊ ወፃኢ ዘስእንን ገበን ምጭብርባር ቴሌኮም ዝተጠረጠሩ 30 ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም። ኣብ ከተማታት ኣዲስ ኣበባ፣ ሸገር ከተማ፣ ቢሾፍቱ፣ ሞጆ፣ ኣዳማ፣ ሃዋሳን ጂማን ብዝተገበረ…