ኣብ መንጎ ላዕለዎት ትካላት ኢትዮጵያን ቻይናን ዘሎ ምትሕብባር ምጥንኻር ይግባእ-ኣይተ ደመቀ መኮነን
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ላዕለዎት ትካላት ኢትዮጵያን ቻይናን ዘሎ ምትሕብባር ምጥንኻር ይግባእ ክብሎ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም።
ኣይተ ደመቀ ኣብ ምረቓ መፅሓፍ ቻይናውያን ተምሃሮ ዩንቨርስቲ መፅናዕቲ ወፃኢ…