ከንቲባ ኣዳነች ምስ ፕሬዚዳንት ምንቅስቓስ ፖለቲካ ፀለምቲ ደቂ ኣኒስቲዮ ኮሎራዶ ዘቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ምስ ፕሬዚዳንት ምንቅስቓስ ፖለቲካ ፀለምቲ ደቂ ኣኒስቲዮ ኮሎራዶ ቢያንካ ኤመርሰን ዘቲየን።
ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ምዕባትን ምብቃዕን ፖለቲካ ደቂ ኣኒስቲዮ ብምትሕብባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ምልዛበን…