ኣብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ንልዕሊ 20 ዓመታት ብቴክኒሻንነት ዘገልገሉ ኣይተ ሳሙኤል ኣርኣያ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ንልዕሊ 20 ዓመታት ብቴክኒሻንነት ዘገልገሉ ኣይተ ሳሙኤል ኣርኣያ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም።
ኣይተ ሳሙኤል ካብ 1994 ዓ.ም ጀሚሮም ካብ ጀማሪ ክሳብ ሲኒየር ቴክኒሻንነት ኣብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…