ኮንትሮባንድ ኣታዊን ወፃኢን ኣብ ምቁፅፃርን ምክልኻልን ዘተባብዕ ውፅኢት ከምዝተረኸበ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮንትሮባንድ ኣታዊን ወፃኢን ኣብ ምቁፅፃርን ምክልኻልን ዘተባብዕ ውፅኢት ከምዝተረኸበ ኮሚሽነር ጉምሩክ ደበሌ ቃበታ ገሊፆም።
ኮሚሽን ጉምሩክ ብዝሰልጠነን ብቑዕ ሓይሊን ኮንትሮባንድን ዘይሕጋዊ ንግዲን ንምክልኻል ብምሕሳብ ኣብ ዝሓለፉ 100…