Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

January 2024

ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ምክትል ሓላፊ ምትሕብባር ሰብኣዊ ጉዳያት ውሕመ(ዩ ኤን ኦቻ) ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ምክትል ሓላፊ ምትሕብባር ሰብኣዊ ጉዳያት ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ዩ ኤን ኦቻ) ኣብ ኢትዮጵያ ቦንይ ምፓካ ዘቲዮም። እቲ ዘተ፥  ኣብቲ ክልል ብዛዕባ ዘሎ ህልዊ ኩነታት ሰብኣዊ…

ንካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያውያን ዝተፈላለዩ ምድላዋት ከምዝተሰናድኡ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወፃኢ ዓዲ ንዝነብሩ ንካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያውያን ዝቐረበ ፃውዒት ስዒቡ ንዝመፅኡ ወገናት ዝኸውን ሓሙሽተ ምድላዋት ከምዝተሰናድኡ ተገሊፁ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዘቕረብዎ ፃውዒት ስዒቡ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝነብሩ ካልኣይ…

ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ፌዴራል ንትግራይ 5 ሚሊየን ብር ሓገዝ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሓሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ፌዴራል ንክልል ትግራይ ሓሙሽተ ሚሊየን ብር ሓገዝ ሂቡ። ብሚኒስትራት ፌዴራል ዝተመረሐ ጉጅለ ልኡኽ ዝተፈላለዩ ሓገዛት ሒዙ ሎሚ መቐለ ዝአተወ እንትኾን ምስ ዝምልከቶም ኣካላት እውን ተራኺቡ ኣሎ…

ኣብ ረብሓታት በሪ ባሕሪ ዝጠመተ ዘተ ኣብ ዩንቨርስቲ ጂማ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ረብሓታት በሪ ባሕሪ ዝጠመተ ዘተ ኣብ ዩንቨርስቲ ጂማ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማሊላንድን ዝተኸተመ ስምምዕነት ንዞባዊ ሰላምን ልምዓትን ልዑል ረብሓ ከምዘለዎ ዝገልፁ መፅናዕታዊ ፅሑፋት ብምቕራብ ዘተ ተገይሩሎም። ኣብቲ መፅናዕቲ፥…

ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ምስ 11 ሰብ ሃፍቲ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ንምስራሕ ተስማዕሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ምስ 11 ሰብ ሃፍቲ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ። ኣብቲ ሰነድ፥ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ኣክሊሉ ታደሰን እቶም ሰብ ሃፍትን ክታሞም ኣንቢረሙሉ። እቶም ሰብ…

ሚኒስቴር ትምህርቲ ምስ ደቡብ ኮሪያ ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ምስ ደቡብ ኮሪያ ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዑ። ሚኒስትር ዴኤታ ወ/ሮ ኣየለች እሸቴን ኣመሓዳሪ ዓውዲ ትምህርቲ ቢሮ  ጊዮንግሳንግቡክ-ዶ ሊም ጆንግ-ሲክን ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ክታሞም ኣንቢሮም። ኣብ…

ፕሮጀክት ቱሪዝም ደንዲ ኢኮ ወንጪ ብብርኪ ሃገር ዝግለፅ ልምዓት ቱሪዝም ኢዩ – ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክት ቱሪዝም ደንዲ ኢኮ ወንጪ ብብርኪ ሃገር ዝግለፅ ልምዓት ቱሪዝም ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ መንግስቲ ዘለዉ ሃፍቲ ንዓውዲ ቱሪዝም ብዝጥዕም መገዲ ንምልማዕ…

ባንኪ ዓለም ኢትዮጵያ ሓዊሱ 6 ሃገራት ኣፍሪካ ልዑል ዕብየት ኢኮኖሚ ከምዘርእያ ተንቢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ኢትዮጵያ ሓዊሱ ሽዱሽተ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ 2024 ዓ.ም.ፈ ልዑል ዕብየት ኢኮኖሚ ከምዘርእያ ተንቢዩ። እቲ ባንኪ ኣብዚ ሰሙን ኣብ ዘውፀኦ ፀብፃብ፥ ኒጀር፣ ሴኔጋልን ሩዋንዳን ኣብ 2024 ኣብ ዓለም ልዑል ምዕባለ ኢኮኖሚ ካብ መንጎ…

ዝተፈላለዩ ሚኒስትራት ዝሓቖፈ ጉጅለ ሉኡኽ መንግስቲ ፌዴራል መቐለ ኣትዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒሰትር እቶት ወ/ሮ ኣይናለም ንጉሰ፣ ሚኒስትር ደቂ ኣነስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ዶክተር ኣርጎጌ ተስፋይ፣ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣይተ ደበሌ ቃበታ ሓዊሱ ካልኦት ብርክት ዝበሉ ሚኒስትራት ዘካተተ ጉጅለ ሉኡኽ መንግስቲ ፌዴራል መቐለ ኣትዩ። ኣባላት እቲ ልኡኽ…

መስሕባት ቱሪስት ክልል ዓፋር ንካልኣይ ንትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ንምጉብናይ ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መስሕባት ቱሪስት ክልል ዓፋር ንካልኣይ ንትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ንምጉብናይ ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ። ሓላፊ ቢሮ ቱሪዝም እቲ ክልል ኣሕመድ ዓብዱልቃድር ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ ኣብ ክልል ዓፋር ዘሎ ምንቅስቓስ ቱሪዝም ምንቕቓሕ…