ልምዓት ዳታ ንህንፀት ዲጂታል ኢኮኖሚ ቁልፊ መሳርሒ ብምዃኑ ብምትሕብባር ክስራሕ ይግባእ-በለጠ ሞላ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልምዓት ዳታ ንህንፀት ዲጂታል ኢኮኖሚ ቁልፊ መሳርሒ ብምዃኑ ብምትሕብባርን ብምርብራብን ክስራሐሉ ዝግባእ ገዚፍ ሃፍቲ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ገሊፆም።
እቶም ሚኒስትር ልምዓትን ምምሕዳርን ረቂቕ መምርሒ ዳታ…