ስምምዕነት በሪ ባሕሪ ምፍራሙ ሃገራዊ ጉዕዞና ብዓወት እናደመቐ ምዃዱ ዘርኢ ኢዩ – ኣፈ-ጉባኤ ታገሰ ጫፎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በሪ ባሕሪ ንምርካብ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ምስ ሶማሊ ላንድ ምፍራሙ ሃገራዊ ጉዕዞና ብዓወት እናደመቐ ምዃዱ ዘርኢ ኢዩ ክብሉ ኣፈ-ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ንፕሬዚዳንት ሶማሊ ላንድ ሙሴ ቢሂ ኣብዲን…